@kellta22781696992823: #ማርያም_እንወድሻለን

መድሂን ቀሺ መረሱ ጋል ዲቁ🤛ተዋዶ እዩ ዘርአይ
መድሂን ቀሺ መረሱ ጋል ዲቁ🤛ተዋዶ እዩ ዘርአይ
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 05 December 2025 21:50:30 GMT
36846
2402
182
961

Music

Download

Comments

samhalmy
ንኩሉ ግዘ ኣለወ🌷 :
ክብሪ ኣባታት ይሃልኪ ዝሓፍተይ ፅብቅ ኣይከነን
2025-12-06 06:07:34
24
mariamey200
ተክላይ :
ሰላም ዘሐፍተይ ንስኪ ኒአቡነ ሰላማ ዘጻረፍ ልሳን ክሕልወኪ የብሉን መዝሙረ ዳዊት ፷፪ 62 እስመ ይትፈጸም አፍ ዘይነብብ ዐመፃ ይብል ቅዱስ ዳዊት መናፍቃን እውን ማርያም ኢሎም ይጽውዑ እዮም ግን ከንቱ ውእቱ እዩ
2025-12-06 04:08:22
11
rakiqueen
ሪመይ🥰🥰 LOve❤❤ :
ብሓቂ ዝሓፍተይ
2025-12-07 00:04:23
0
grmawitgebrazgi
𝐆𝐫𝐦𝐚𝐰𝐢𝐭 𝐐𝐮𝐞𝐞𝐧 🦋 :
እመቤቴ በረኸታ ይሕደረና (ንስኺ ኸ ሰረቀ ብርሃን እልኪ ክትዝንጥልዮም ግቡእ ድዩ
2025-12-06 02:21:00
10
dan20527
dan :
እውነት እውነት እውነት እድመ ያህብኪ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2025-12-06 08:41:45
4
user845929816522
ገኒ ነኝ የኣባትዋ ልጅ💋💥🌏 :
ብሐደ ገፅ ሓቆም እዮም ዘሞኣቦና ብሐደ ገፅ ድማ ይገርም እዩ🥺😞 ግን ንሕና ውን ንስብ ኢና ነጨብጭብ ማለተይ ትማሊ እንዳ ቅድስቲ ኣርሴማ ክፈርስ ከሎ ከም ናይ ኣዶናይ እንድሕር ነጨብጭብ ኣምፈረሰን ነይሩ ግን ንሕና 🥺😞🙏🙏ኣምላክና ይቅረ ይበለልና እንበር🥺😞🙏🙏
2025-12-05 21:59:26
10
gerekiros8
gere :
ሓቂ።
2025-12-07 00:57:30
0
user4287616723128daiwtfo
ፁኑዑ ኢዩ ኢ፡ሚነተይ ንዝኣመነኒ :
ሓቂኺ ኢኺ ዛሓፍተይ❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪
2025-12-06 23:51:19
0
rose00255
ጓል 70 እገላ💒⛪ :
ማርያምን ሓቀ እያ ለማዓልቲ ናይ ልበይ👌👌
2025-12-05 22:36:20
3
hintsa793
ስኣሊለነ ማርያም ግዜ ከቢዱናድንግለይ ኣርህውልና :
የኔ ዕንበባ 🥰 ከይንፀዊ ዓቅሊ በፅሐ ሱቅ ከይንብል ዓቅሊ በፅሐ ይብሉ እህምምም😏
2025-12-06 13:01:29
0
user5450870750210
anbseberhe :
ዕድመ ይሃብኪ የሕፍርእዩ
2025-12-06 05:08:51
7
mebrish2121
@mebrish 12 16 :
ብሓቂ የሕዝን ትኽክል ዓባይ ሰብ 😳❤️
2025-12-06 04:21:37
6
user1306947441952
Goiteom tikubet reda :
ፖለቲከኛ እዮም ኣባ ኣይኮኑን ሓቅኺ ኢኺ❤❤❤❤
2025-12-06 15:09:23
2
fitsum2798
fitsum :
አትጓለይ ገሪምናኮእዩ ዘሎ መህፈሪ አነውን ከማኺ እየ አባ ማትያስ እዮም አቦይ
2025-12-06 07:31:37
3
aaghdhs1
aaa :
ሓቅኪ ኢኪ ዝሓፍተይ
2025-12-06 12:59:00
1
selamgher.6
selam :
ሓቅኪ እዛሓርተይ ትክክል
2025-12-06 08:29:29
4
user1970007785851
Hruy Boss :
አቲ ጅግና ዕድመ የሃብኺ አይድፍረቲ አይዞኺ መልካም🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2025-12-06 09:37:40
2
chilot.getahun
ቅዱስ 🙏 :
ዕድመን ጥእናን ይሃብኪ ሐፍተይ ልክዕ አለኪ ግን ክዓ እንታይ ይግበር ስልጣን አለዎም ድፍረት ከይከውን እምበር አዶናይ ዶ ይበልፅ ቤተክርስትያን ብታእሚ እዩ ዝገርም 😭😭😭
2025-12-06 00:34:33
2
user6853813234307
ተመሰን ኣምላኬ :
ሓቂ🥰🥰🥰
2025-12-06 11:19:30
2
wbirhan
w/birhan :
adonayyyyyyy🥰🥰🥰🥰
2025-12-06 10:52:27
0
fifffh7
ተቫዕ ወዲ ኣጅቫል :
kemey dyu enyo twegai teredieki dyu haftey
2025-12-06 01:48:11
1
henok4682
henok468 :
zehaftey kberi abotat yhalki
2025-12-06 17:35:23
0
tigray.tdf6
grmanesh k :
ሓቂኺ ዘሓፈተይ
2025-12-06 13:57:18
2
sara.gal.raya
sara Queen Raya🇹🇷❤💛 :
sis❤
2025-12-06 23:43:22
0
berieguners3
Berie 💙🥇❤️‍🩹 :
brdit eyu kulu zftah tegagyom elki abi gega eiki tfxmi zeleki haftey 🙏🙏🙏
2025-12-06 09:29:51
0
To see more videos from user @kellta22781696992823, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About