@efuna4: ለባም እትብል ማእረግ ንዓይ አይትግባእን ንብዓል ዋናታታ ተትህቡዋ ምሓሸ ክቡራተይ 🙏🙏🙏።#tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #ተጋሩዋኒ💊💊🙏 #ትግርኛ #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳 #tigraytiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #eritreantiktok #ሓበሻ_ቲክቶክ #habeshatiktok #viral_video #ethiopian_tik_tok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #foru #for #world #everyone #funny

EFUNA TDF
EFUNA TDF
Open In TikTok:
Region: ET
Sunday 17 November 2024 10:51:26 GMT
172230
15309
1275
3270

Music

Download

Comments

selamyebzetligg4
selam ye bzet ligg :
lebamey 100%
2025-07-25 00:25:00
0
user1043577500811
jary :
እሞ ናይብሓቂ ዶ ለባም ከይንካ ማዓረይ አንታይ አለዎ ኩሉከመካ ተዝክውን ለባመይ
2024-12-12 11:51:41
1
mizu624
Mizu✝️🔰🩵 :
ትሕትናኻ ኩሉ ነገር መሊኡ ልዓደለካ ክቡር ሓው ክበረልና💚😍
2024-11-17 16:17:22
3
abie.lbie.abie.lb
ጌታ ሆይ ጠብቀኝ 🌎 :
እምቢ'ሞ ለባም ኢኻ
2024-11-18 17:44:35
51
ksanet245
ksanet245 :
ቀሺ ዝበለካ ግበር ቀሺ ገይርዎ ኢልካ ኣይትግበር ዝባሃል ምስላ ኣሎ ሓቅካ ኢካ እቲ ለባም ዘብለና ዘሎ ካብ ውሽጥካ ተውጾ ሓሳባት ከቢድ እዩ ዝያዳይ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ
2024-11-17 14:57:50
3
user2814776318093
ሳባ ጓል ኣሕፎሮም :
ለባምይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ማዓረይ ሓድሽ እየ ንገዛካ ተቀበለኒ
2024-11-17 11:50:45
3
ath5993
ATH :
ዓርስኻ ልዕል ዘይመግባርካ ለባም የብለካ keep it up
2024-11-17 17:22:57
21
abiner.wedey
ግን ኮ :
እውይ ዝሓወይ ናተይ ዘይሳሓሓት ሰብ የለን ካብ ስሕተትካ ተተማሃርካ ለባም ኢካ ኣይትሰከፍ ናትካ እዮም ሂቦምካ🥰🥰🥰
2024-11-17 15:03:18
1
mihertabadi
TDF ምሕረት :
ይገባኣኻ እዩ እኾ ትሕትና ኣብ ቦቱኡ🥰
2024-11-17 11:48:19
2
gebrehiwet.gidey
G KING :
እድመን ጥእናን ይሃብካ ዘሓወይ ናይ በሓቂ ለባም ኢካ
2024-11-19 16:05:37
3
g.wedi.shire
Hero :
ንዝተረደኦ ዝገርም ሓሳብ እዩ ኣጀዃ ለባመይ
2024-12-24 04:14:47
1
gdey.w
Gdey W :
ትዕግስቲ አለካ ጎብዝ
2024-11-18 04:18:28
3
user2040877813240um
um merrytiktok.com/@user204087 :
anes kfetweka🥰🥰🥰
2024-11-17 11:10:21
22
wedi.ftsum71
wedi ftsum :
ዳዕጋጭ
2025-01-06 22:10:39
1
sisays6785
ŝìšĉô barber ✂️ :
አረ ምንም ፀገም የብልካን 1ኛ ኢካ
2024-11-18 07:01:59
1
user5479929658656
ማንም ሰዉ ብቻዉን ኣይደለም 🕓🙏 :
ህርር በለ ህያ ዉን ለባም ኢካ
2024-11-18 12:45:03
9
reshanweldat
reshanweldat :
ወድነይይይይይይ ቃለ ሂወት የስመዐልና ዛሓወይ ለባም እባ ወድነይ ዘይንፈልጦ ኣምሃሪ ዝኾነ ንሕና ዘይንፈልጦ ኣባኻ ፀኒሑ ተመሲጡ ንዝሰምዐ ከምዚ ከማይ ዘምህር ነገራት ብዙሕ ሰኒቀ ካብዚ ንላዕሊ ብቃት እኮ የለይ ፀገም ተልዩ ንነግረካ ኢና
2024-11-18 06:24:36
2
haslt21
HASIT371 :
ዋውውውው ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ የቀኔለይ
2024-11-17 17:08:11
1
user1692561187602
rahel Tdf 16 19 :
ለባም ኢካ ሀዚ ለ ብፃይ🥰🥰
2024-11-18 04:15:04
2
ramteshshay2
ብፃይ ብፂት ፅልልቲ እየ ብብፆተይ :
ኣባይ ትም/ቲ እያ ዝጎድለካ የለን ለባም መስተወአሊ ኢካ ክብር ብtsay💪💪💪🙏🙏🙏
2024-11-17 11:32:06
2
firita43
firita :
🥰🥰 ንብሓቂ ለባም በል።
2024-11-19 06:09:49
8
wediny12
ፈታዊት ኣቦኣ❤💘 :
ስንግል ዶ ትኮን🥺
2024-11-18 17:57:17
4
user9696915294597
muley fseha :
የቅንየልና
2024-11-17 16:11:37
4
senaitsweety
seni seni :
ልባመይ
2024-11-17 14:16:44
2
To see more videos from user @efuna4, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About