@bahamiannomad: Travel Tips and Hacks #bahamiantiktok #jamaicatiktok #turksandcaicos #trinidadandtobago #traveltiktok #digitalnomads

The Bahamian Digital Nomad
The Bahamian Digital Nomad
Open In TikTok:
Region: PL
Wednesday 01 January 2025 11:27:17 GMT
2050
80
4
28

Music

Download

Comments

npcsav_
Sav🇧🇸 :
tyyy
2026-04-05 22:20:40
0
rosendojennings
Tampy :
Yer bro
2025-01-01 18:02:29
1
caterinaceciliaco
Brown Eyes :
Good info
2025-01-05 00:10:48
0
To see more videos from user @bahamiannomad, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

1. ንጭንቀት ንምስዓር ዝሕግዙ ቀንድታት ንምጭናቕ ግዜ ኣይሃልኻ፦ ጭንቀት መብዛሕትኡ ግዜ ትሑዝ ብዘይኮነ ኣእምሮ እዩ ዝፍጠር። ስራሕ ምብዛሕን ንጥፈታት ምቕጻልን ንጭንቀት ቦታ ይኸልኦ። ብዛዕባ ዘይከኣል ነገር ኣይትጨነቕ፦ ገለ ነገራት ካብ ዓቕምና ወጻኢ እዮም። ነቶም ክንቅይሮም ዘይንኽእል ነገራት ብጸጋ ምቕባል ሰላም ኣእምሮ ይህብ። ውጽኢት ጭንቀት ተረዳእ፦ ጭንቀት ንጥዕናና (ከም ቁስሊ ከብዲ፡ ሕማም ልቢ) ከም ዝጎድእ ምርዳእ፡ ካብኡ ንኽንርሕቕ ይድርኸና። 2. ሰላምን ሓጐስን ንምርካብ ፈጺምካ ሕነ ክትፈዲ ኣይትፈትን፦ ንጸላእትና ክንፈዲ ክንብል ንገዛእ ርእስና ኢና እነሕምማ። ይቕሬታ ምባል ንጥዕናና ይረብሕ። ምስጋና ኣይትጸበ፦ ንሰባት ጽቡቕ ክትገብር ከለኻ፡ ካብቲ ዝገበርካዮ ጽቡቕ ጥራይ ሓጐስ ረኸብ እምበር ካብ ሰባት ምስጋና ኣይትጸበ። በረኸትካ ቑጸር፦ ኣብ ክንዲ ብዛዕባ ዘይብልካ ነገር እትሓስብ፡ ብዛዕባ ዘለካ ጸጋታት ሕሰብ። ካልኦት ንምሕጋዝ ፈትን፦ ንኻልኦት ሰባት ሓጐስ ንምፍጣር ክትጽዕር ከለኻ፡ ናትካ ጭንቀት ይጠፍእ። 3. ካብ ነቐፌታ ሰባት ከመይ ትድሕን? ፍትሓዊ ዘይኮነ ነቐፌታ፦ ሰባት ብምቕናእ ክነቕፉኻ ይኽእሉ እዮም። እዚ ድማ መብዛሕትኡ ግዜ ዝተዓወተ ሰብ ምዃንካ ዘርኢ እዩ። ዝከኣለካ ጽቡቕ ስራሕ፦ ንስኻ ዝበለጸ ስራሕካ ክሳብ ዝሰራሕካ፡ ሰባት ንዝብልዎ ኣይትገደሰሉ። ናይ ገዛእ ርእስኻ ጌጋታት መርምር፦ ሰባት ቅድሚ ምነቐፉኻ፡ ንስኻ ባዕልኻ ጌጋታትካ መርሚርካ ንምእራም ፈትን። #eritreantiktok #foryoupage❤️❤️ #eritreantikteritreantiktok

About