@wesani_camera: #ethoipianmusic🇪🇹 #tgraymovie #fouryou #yemanebarya🤴🇪🇷🥺king💘🖤 #eritreanboy #meley💙🌿 #eriboy🤴❤🇪🇷 #ethiopian_tik_tok_habesha #abrahamafewerki🤴🇪🇷🥺king #eritreantiktok2025 #eritre #ethoipiantiktok #ethoipianmovie #fqrimskulu❤️🇪🇷🌍🤝 #ziematgrina #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #wesanicamera #wedinegede #eritreantiktok
ወሳኒ_ካሜራ 💠
Region: UG
Saturday 29 March 2025 19:23:36 GMT
Music
Download
Comments
ዓለም ጸዋር :
ንስኺ ኸ እንታይ ኣለኪ
1,ገንዘብ 0
2,ልቢ 0
3,ትምርቲ 0
4,ክብሪ 0
5,መልክዕ ንጠማቲኡ
ከመይ ጌርኪ ትዛረቢ ንስኺ ?
2025-03-30 03:01:21
377
_𝓐𝔀𝓮𝓽✌️💯💯 :
ፋራን ሳህራን ሓደ ኢዮም፡ እቲ ኣይሰምዕ እቲ ኣይለምዕ 😂😂😂
2025-03-30 16:16:25
50
ሹላ :
ነጅስ
2025-07-29 10:19:12
0
sami Asli/እመን ግን ንመን :
ናይ ብሓቂ ግን ንዓኪ ዝሓቱኪ ኣለዉ
2025-03-29 19:58:48
123
Menkem :
Shela billionaire diu neru
2025-03-29 20:00:00
221
SO WHAT!!! :
She nailed it!
why would she suffer again 🥰
2025-03-30 19:45:22
74
dani man :
ድንግል ተኮይንኪ ኣነ አለከ
2025-03-30 15:25:54
2
ፍቕሪ ኣቦይ ኣይወጻለይን :
ክክክክክ ከምዚ ተኾንኪ ዝወልደልኪ እንበር ሓዳር ዝገብረልኪ ክንደየናይ ከይትረኽቢ
2025-07-29 21:02:32
0
ዳኒ 1981 :
ነታ መኪና ዲኪ ተፍቅሪ
2025-03-29 19:46:25
15
ዘ-ሰሓርቲ🦅💜 :
ኣታ ብኣካል እኮ ሕንጉጉ እያ ትመስል😂😂
2025-03-29 19:59:57
16
𝓶𝓶𝓶𝓶𝓶𝓱𝓪𝓰𝓪𝔀𝓮🕴🥀 :
🤔ኣታ እዝነይ ድዩ
ሽላ ዝላሓሰክስ ሰብኣይ ከኣ ተማርጺ
2025-03-29 19:52:43
40
ኣንቲ ጸላም ዑንቂ ብገለ ዘይትበርቂ ክትጸድቂ :
ኣነስ ድሓን ያ ይብለኪ ኔረ ብ ጌጋ ኢየ👌
ሓቅኪ እንዲኪ ደኣ ሓዳር ከይትገብሪ😳
2025-03-29 20:01:10
2
milat Tesfay ✨️🎀♡ :
yes👌🤣
2025-03-30 13:46:01
1
Besur :
ኣብ ርእስኪ ተወከሊ መን ጽዒሩ ዘምጽኣልኪ ክትህፍትሚ ወይ ክሓልፈልኪ። ኣብ ሓዳር
ክልቴኻ ተበርክት እንተ ኾንካ ኢኻ ትኸብር ።
ኣዘርዋዪስ ኣይክትከብርን ኢኺ።
2025-03-30 13:08:42
6
abush :
አዋ ጋል ካኣ ሞ ድንግል ክትከዉን ኣለዋ 😏😏😏
2025-04-01 06:59:04
2
Rozeta 🇨🇦 :
Dream is free 😁😁
2025-03-30 19:05:02
89
Süleman :
@ዓለም ጸዋር:ንስኺ ኸ እንታይ ኣለኪ
1,ገንዘብ 0
2,ልቢ 0
3,ትምርቲ 0
4,ክብሪ 0
5,መልክዕ ንጠማቲኡ
ከመይ ጌርኪ ትዛረቢ ንስኺ ?
2025-03-30 13:19:06
1
ᶜ𝗵𝐞ካ𝐧 🥷💥 :
ብደውኪ ክተዕርብያ ኢኺ በደው 🤣🤣🤣
2025-03-29 19:44:39
5
eri ባርሳዊት🇪🇷👸🦋 :
🤣🤣🤣haki
2025-03-29 19:39:38
7
ኣቡሳላማ :
ወይ ገንዘብ ምረጺ ወይ ናብራ ምረጺ
ገንዘብ ንናብራ ኣይውክሎን እዩ
ተመላሊእካ'ዩ እሎሞ😉
2025-03-29 19:47:16
7
Ⓜ️_𝐒𝐇𝐀𝐐𝐖𝐀𝐘*💙 :
ሸላ ኸ ቢሊዮነር ዲዩ ኔሩ ኮይኑ 😂😂😂😂😂
2025-03-30 01:00:19
3
Josi~Tarzan🏎️ :
ሰገን ክኣ ንካርማ ኣርኪባ ሃሊፋታ በሉ ተፀሊለን🙄🙄🙄
2025-03-30 09:58:21
1
Evate :
ገንዘብ ምስ ሓዝኩ ከም ሰበይተይ ዘይኮነ ከም ሰራሕተኛይ የ ክሓስበኪ😏 ሽዑ ከይተማርሪ
2025-03-29 19:57:34
32
ተመስገን ኣምላከይ4/7/2025 ሰለቲ ኩሉነገሪ :
ፉቅሪ እዩ ወሳኒ ሓፉተይ ናተይ❤️❤️❤️🙏🙏🙏❤️❤️
2025-03-29 22:53:48
13
To see more videos from user @wesani_camera, please go to the Tikwm
homepage.