@azmarinozeymno1: #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha

ሽሮ❤️📷
ሽሮ❤️📷
Open In TikTok:
Region: CH
Saturday 19 July 2025 20:47:16 GMT
173242
7150
1243
3552

Music

Download

Comments

sakaeri10
Wedi Haileab A.K💙🌿 :
ወዮ ሰምበት ድኣ ገሬ እሙን ክርኢ ኣይጥዕሞን'ዩ🤣
2025-07-20 05:35:31
338
shdhddhhdgdhdhsgshdh
one day(💒)🇪🇷❤ :
ኣብ ትርፊ ግዚኡ ድዩ ዝመርሓ ዘሎ ዛ ሃገር🥺🤣
2025-07-19 21:30:42
623
gs9kobra
GS9 :
ኣላጋጭ እዩ ዚ😂
2025-07-23 06:21:49
1
wiski11242960
Wiski :
እንታይ ሃገር ኣለካ ናቱ እንዲያ😂😂
2025-07-19 20:58:35
200
ezanasayzana2
ሕብረት ሓይሊ እዩ። :
ኢሳያስ እንተሞይቱ ግን ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ወርሒ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኢ/ያ ክትከውን እያ
2025-07-20 05:54:42
2
nati.wedi.a.k
ፈቃር ሕቡእ❤🇪🇷 :
ኣብ ትርፊ ግዚኡ እዩ ዝመርሓና እምበር ካልእ ስራሕ ኣለዎ🤣🤣🤣🤣
2025-07-20 06:53:06
47
danieri88
ጎልጎል ዓላ 🐅🇪🇷💜 :
ዓሕ ገዛ ገዛ ኮይኑ በቃ🤔 ከምዛ ዋዛ ነቲ ዘይንቡር ከም ንቡር ተቀቢልናዮ ንከይድ ኣለና
2025-07-19 22:20:18
96
eri.mann
eri mann :
ንዓ ባ ኢሱ ኣይተራስነና እንታይ ኮይኑ ዘይጥዕመካ😅
2025-07-19 23:20:26
57
etudieve
Etudieve :
neshu fara
2025-07-20 15:24:48
1
tezben12
Tezben :
ቃና ክርኢ እዩ ሰንበት ኣይጥዕሞን እዩ😂
2025-07-20 04:52:20
22
tigray396
@ maku ፍቅሪ 🇻🇳📷 :
ዲጋ ወዲ ዲጋ ኢዩ ክኮልልል ዝከዉን 😂
2025-07-20 00:17:26
15
rufael.rafi1
🅚🅘🅝🅖👑🅡🅐🅕🅘 :
ኢሱ ሽኮር ያኸ ቀመም ዓለም ንበር ክበር እስከ ያኸ,,ኣብ ዝጠዓመካ ድሓን ካብ ግዜኻ ሃበና😏😏😏
2025-07-20 00:46:41
2
tiktokoff683
Tik tok :
ክርስትና እምበር😂😂😂
2025-07-20 15:09:25
0
.1494648
samri❤️‍🩹🤞 :
አነ ዝገርም እቶም ጋዜጤኛታት አይቅይሩን ድዩም ንሳቶም ብቻ ድዩም😂🤭
2025-07-19 21:55:51
19
yoruskiflai
Yorus Kiflai :
ታይ ገደሰካ ጉዳይ ኦሮሞ ገብር ኩሉ ዝጸእና ኣደግ😏😏
2025-07-20 00:03:07
1
.v05956
ķê vă :
ን ቤተክርስትያን እዩ ንጉሆ ክግስግስ እዩ ደልዩ
2025-07-20 14:24:17
3
user9287115817955galmeli
user9287115817955medi gal meli :
ናይ ገሬ እሙን ፊልሚ ከሪእ ደልዮ🤣🤣🤣
2025-07-19 23:19:10
7
jeep...7
Jeep,7 :
ናይ ቱርኪ ፊልሚ እወ.😅😂😂
2025-07-19 22:20:25
36
samisamiti3
sami samiti ♥️♥️♥️ :
ነሹ መሪርዋ 😂😂😂😂😅
2025-07-20 12:09:58
0
samiwedimeley5
Sami senafe(ዓዲ ጉልቲ) :
ሰምበት ድኣ ገሬ እሙን ክርኢ ኣይጥዕሞን'ዩ🤣😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
2025-07-20 10:37:29
5
user1936017385753
በሪሁ ገ/ርስቶስ :
ገሬ እሙን ፊልሚ ከይሓልፎ ደልዩ እዩ
2025-07-20 04:59:59
44
user4870876855344tg
ሳምሪ ሓፍቲ ኣረዳ🥀🍫 :
ኣብ ትርፊ ግዚኡ ድዩ ዝመርሓ ዛሃገርኩም🥺😉
2025-07-20 03:00:05
4
bezawet.alem
BEZAWET AlEM :
ናይ ዕድመ ጉዳይ እዩ አብ ክዓርፈሉ ዝግብኦ ዕድመ ድቃስ ከሊእክሞ አብ እርጋኑ
2025-07-20 16:31:02
0
ogo175
Love is endless :
እቲ መዓልቲ ከማን ረሲዕዎ ሕጂስ
2025-07-20 00:12:41
6
user7995404773504
ጋል ትግራይ💊🇪🇹 :
ክቶም ዝሓቱ ከ ብሃገሮም ዘይጅምሩ መን ባዛዕባ ካሊእ ሕተቱ ኢልዎም
2025-07-20 00:10:11
3
To see more videos from user @azmarinozeymno1, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About