@natiphotography7: @2 in one photography #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳 #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #tegaru_tiktok #habeshatiktok #habesha #weddingday #shorts #viral_video #fyb

Nati photography
Nati photography
Open In TikTok:
Region: ET
Tuesday 22 July 2025 13:48:56 GMT
241944
13160
501
1543

Music

Download

Comments

bregeb
BRE 21 :
ዘርኡ እንኳዕ ድካ ኣይምኮንካ ስዕስዒትካ ብጣዕሚ እዩ ዘፅልእ 🤣 ሐዚ ግን ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል
2025-07-22 13:57:43
494
yalfom_21
Yalfom_21 :
200 ከዓ ሸሊሞሞ ደሓር ብእግሮም ንክምለሱስ😁😁
2025-07-22 21:08:01
166
daniteka27
dani supper :
ጓል ዘርኡ አፍቂረያ አለኹ። ንጌታ ወይ ንመርጌታ ክልምን?😂😂😂
2025-07-23 17:17:09
0
micheal_w_199715
🔰⚔️️Mike♠️⚔️ :
saese eluka u haftka dazekerka😂
2025-07-23 05:53:25
1
tedros.guesh1
Tedros Guesh :
ሓዘንን ደስታን ዝኮነ ስዕስዒት😄😄
2025-07-23 04:28:27
31
tsge938
Tsegsh to MK :
ስዕስዒት ክንለምድባ ድኽነትና መረፅና እህህ
2025-07-23 05:26:52
64
weditekeste6
wedi tekeste :
ድኻ ምኮነ ላጀፍዑ መዉፅዎ ነይሮም🤣🤣
2025-07-22 19:37:27
89
tigraweyti7
Rita Tdf❤💪 :
ሳዕስዕ ዘርኡዋይ ኣነኳ ሽ ይብለኹ ጥራሕ ኢደይ😂
2025-07-22 22:02:24
19
mahley.gg
Ma _ Gg😍💊🔥 :
ን አሸንዳ ሽፎን ግዝኡለይ 🥺
2025-07-23 13:32:57
0
.tdf47
ጋል ትግራይ ናይ tdf አፍቃሪት :
ኣታ ረኤይለይ ሕጂ ቅርሺ ሲኡኑ ድዩ ሸሊመምዎ
2025-07-22 17:22:14
70
tgmicheal
Tg ሕድያት መቐለ :
ኹሉ ነገሩ ደስበሃሊ 😂🥰
2025-07-22 14:05:22
16
muzey30
muzey Aradom :
ዝስብኣይ ገንዘብ ተዘይህልዋ ነይሩ ብስዕስዒቱ ክእሰር ነይሩ እዩ
2025-07-22 19:32:41
17
nexus_gk7
NexusGk :
ተርኢቱ ግን ሃሳስ እዩ ልመስል
2025-07-23 05:54:33
18
zeab792
ዝኣብ 21❤29 :
ብትእዛዝ ሳዕሲዒት ነለማምድ ኢና 😂
2025-07-23 07:42:58
5
user1145612852032
ወዲ መምህር :
አረ ናይ መን ንዕቀት እዩ ልዘርኡ 200 ምሽላም
2025-07-22 19:16:00
5
syesel1
s mak㊗️ :
ኣካውንቱ ላኣኹለይ ክሽልሞ
2025-07-22 17:19:06
6
meraabruzzi5
mera Abruzzi :
ሰይ ሓሞይ መዓረይ 🥰
2025-07-22 21:59:20
7
moke_wedi_g1
wedi_g1 :
ናጓሉ ስልኪባ ተሓባበሩና😂
2025-07-23 02:46:26
3
tihunligngirmay
የድንግል ልጅ :
ነፃነትካ ደስ ክብል ዘርኡ አቦ ደካትም ጀግና ኢካ🥰
2025-07-22 19:39:37
13
user330563401714
Mafi Ye Ashu :
ዕዕዕዕዕዕዕዕዕዕልልልልልልልልልልልልልልልል ኣቱም ሰብ ለካ ሃፍታም እውን ይሽለም እዩ ናይዛ ዕልልታይስ ክሽልመኒ ዶይኮን
2025-07-23 14:51:07
2
user009199737
Samrawit Teshome :
"ዘይሓልፈሉ ድኻስ ሃፍታም ይጋብዝ" ናይ መን ደፋር እዩ ሸሊምዎ😂🤭
2025-07-23 07:02:10
7
netsanetyirdaw4love
@Netsanet Chocolate :
ካንጋሮ ዝረአየ😂😂😂 በጃኹም
2025-07-23 08:51:20
0
tsegafkr1
tsega ❤❤❤Tsega💋💋 :
አነ ዝገረመንስ ሀዚ እካ እቲ ዝሸለሞ ድካ በተክ እዩ ዝከዉን
2025-07-23 00:07:58
5
fway52
Fi Fway@21🥰 :
ከመይ ዝበለ ደፋር እዩ ንዘርኡ ዝሽልም ንዕቀት እዩ እኮ😂😂😂
2025-07-23 13:43:36
3
fafii369
Fish🐟70 እንደርታ MK🇮🇩 :
@Nati photography best ✌️
2025-07-23 05:57:33
3
To see more videos from user @natiphotography7, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About