@yonatanbiniam: 📍ንዓኺ'የ ኣቲ ቀብዛር ቀመጽመጽኪ ዓጋቲ ሲኢነሉ ከም ማዕበል ባሕሪ ክጸሮ ፈቲነ ቅብዝርናኺ ሓይለይ ኣኻኺበ ከም'ቲ ሙኩሕ ሰራሒ መርከብ ንቀመጽመጽኪ ተሳግረኒ መርከብ ኣብ ልበይ ሃኒጸ ግን ክኽእሎ ኣይክኣሉኩን መርከብ ልበይ ኣግዲዓትኒ ጢሒለ ኣብ ምዓሙቅ ቀመጽመጽኪ ቀብዛረይ ፍሽኽታኺ እኮ ከም ድሙቁ ጽሓይ ወጋሕታ ዮ ንዓይ ኩሉ ግዜ ፍሽኽ እንዳ በልኪ እባ ፍሽኽታኺ መግብኒ ቀብዛረይ😉❤️ . . . . . . . . . #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha

𝐊𝐈𝐍𝐆🤴𝐍𝐄𝐁𝐒𝐔
𝐊𝐈𝐍𝐆🤴𝐍𝐄𝐁𝐒𝐔
Open In TikTok:
Region: ET
Tuesday 22 July 2025 16:23:41 GMT
327
31
2
7

Music

Download

Comments

only.hamawi.asmerawi
𖣘ቐጠፍ☝︎︎ :
Haw ❤️✌️👑
2025-07-22 18:23:54
0
chapilemilemanche
༄✞︎𝐂𝐇𝐀𝐏𝐈𝐋𝐄✞︎༆ :
🥰 😫
2025-07-22 17:02:04
0
To see more videos from user @yonatanbiniam, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About