@worldtour343: habesha habesha #habeshatiktok #habeshaculture #ethiopianmusic #wolayta #ethiopianmusic2022 #ethiopian #habeshamusic #habeshatiktok #habeshaculture #habeshamemes #habeshafashion #tigrinamusic #eritreanbestmusic #eritreanbestguayla #neweritreanfilm #eritreanmovie #eritreanfilm
world 🌎 tour
Region: GB
Monday 28 July 2025 18:06:14 GMT
Music
Download
Comments
ጋል ኣሕፈሮም :
ኣታ እታይ እያ ትላማመድ ዘላ ኣዘኪራትኒ ናይ ብ 9ተ ዓመተይ ኣሺዑቱ ጭልቃ እዩ ዝባሃል ኣብ መወዳእታ ካቡኡ ዓባየይ እያ ዘላ ምሳይ ካስሲ ትብለኒ ኣነ ከዓ ኣቲ ዓባየይ ትኪ ይኣትወኒ ኣለ ይብላ እሞ በሊ ኣጀኪ ድፍእ ኣብልዮ ዋላ ናፍቲ ማእከል ትብለኒ ነይራ እና እታይ እየ ክብል ደልየ ጎሮቤትናስ ኣብ 34 ዓመተን እየን ዝላማመዳ ግዲ🤣🤣🤣
2025-07-29 04:44:19
12
ንኪድ ጥራይ :
መልክዕ ብዘየገድስ ጓል ኮይና ውሓለ ክትኮን አለዋ አቱም ሰባት
2025-07-29 05:41:42
21
ተመስገን ኣምላከይ ስለ ኩሉ ነገሪ :
ቅጫ ከምኡ ገሪካ ኣይክሰስን ሮድየ ሽኮሪ😆😆😆😆
2025-07-30 06:07:33
0
ወዲ ጋሽ ሓላል ውላድ ሓበላ ጽጋባ ሎጎ ቴት :
ሮዳስ ሽኮር ትሓብጠኒ ኣላ ግን 😂😂😂😂😂ጽቡቅ ኣለኪ
2025-07-28 19:13:24
31
Hlnawit💫💛❤️ :
ሓፈርኹ🙈🤣 ሮዲ ሽኾር ኽፈትዋ ማዓት እየ ናይ ብሓቂ ግን ሓደ ሓደ ኒኤኽን ገረቤታቻን ኣብ ምንታይ ዲኽን ታዓብያ ማርያምን
2025-07-29 01:06:07
9
ጓል ሓረስታይ🌾🌽 :
ጋል 6 ዓመት ኮለኩ ካብዚኣ ትጽብቅ ሰንኪተ ነይሩ ኮይንኹም ድዩ ደቂ ከተማ ግን ምንም ዘይትክእሉ ዋላ ኣዴ ኣቦ በጺሕኩም😫😭😂
2025-07-29 12:29:38
1
ኤሩ ናተይ :
ኣቲ ጎለይ ፍጥ እባ በልዮ ከይተንጥብሉ
2025-07-29 13:04:26
2
brotherhood👬 :
መን፡ኣሎ ከምዚ ከማን ጠሚዩ ከሎ ዝርእያ ዘሎ
2025-07-29 01:43:15
4
hyab :
መገጎ አደሐነ ምሰ ቅጫ ለጣ ከሽክር♥️♥️♥️♥️
2025-07-29 23:27:01
0
ድንግለይ ኢኪ ሩፍታ ልበይ :
ችሩስ ደቂ ገጠር ዝኾንክን ገጠር ዓቢካ ከተማ ምውራድ እቲ ዝበለፀ እዩ ኩሉ ትኽእል
2025-07-28 23:16:22
18
ዘይ ከውን ኣይትዛርቡ :
ኢትይ ብሕቑ ሓፍሱ እዩ ኮይኑ ምዓረይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2025-07-28 21:40:51
11
Lina Eilyas :
እንታይ እየ ዝሪኢ ዘለኩ ቅጫ ሰንኪታ ኣይትፈልጥን ድያ
2025-07-29 07:28:16
0
ሞናሊዛ ሰበረ 🇪🇷💚💚🌿🌿ብረይ :
መቐረታ ወላ ክትዕጽቕ ድያ ኸ ዳኣ🙈🙈🙈😂😂😂ሮዲ ሽኮር❤️👈
2025-07-29 02:20:51
3
Reece James :
ኣብ ገሊኡስ ሸንፈት ዳህላክ መሲሉ😂😂😂😂😂
2025-07-29 11:13:28
0
ሚዙ ጓል ዓጋመ 14 :
ውይ ኣነስ ክፈትዋ ምቅርቲ🥰🥰🥰
2025-07-29 12:29:42
5
ገኒ ፈታዊት አዲአ💞 :
ገዛ ተልምፅ አላ መሲሉኒ ኔሩ ሳራ
2025-07-29 00:58:58
0
Asli 💊👈 :
ፅቡቅ አለኺ ካሊእ ይቅረስ ከምዘን ኻልኦት አይተወራዘኽን ዝከአለኪ አኺ ሰሪሕኺ ❤️🙏
2025-07-28 23:40:11
24
syomay :
መልክዕ ጥራይ ኮንኪ ብላሽ ውሕልና ዜሮ
2025-07-29 06:45:44
0
Kibrom Habte🤌🦅💙💪 :
ዋላ ናይ መቅሎ ቕጫ ድያ ዘይትኽእል ኔራ ግን ኣብ ኣከሳስኣ🤦😭
ካርታ ናይ ኤስያ ኣምሲላቶ😂😂
2025-07-28 22:10:35
7
user2345677899124 :
ንጽቡቕ ኩሉዩ ዘጸብቐሉ
2025-07-28 20:10:56
26
☦️Ťîģřãŵěŷťï❤💛🇪🇹 :
ቅጫ ድዩ መጥፋእቲ🙊😉
2025-07-29 03:34:48
3
rege :
ንባዕልኺ ትሓብጥና ኣለኺ ታይ እዩ ጉዱ
2025-07-29 04:41:04
0
user4238848802771 :
እንታይ እዩ መጀሜራኺ ድዩ ቅጫ ምስንካት? ቀሊል ነገር እዩ 😏
2025-07-29 08:39:02
0
ጋልቶም ፈጠርቲ ሃገር🇪🇷 ኤርትራዊት🇪🇷 :
ዋይ ውርደት🤣🤣ትጨብጠኒ ትሓብጠኒ ላ ግን ሮዲየ መልክዕ ድኣ ይሃበኒ እንበር ውሕልነትን ካብ ጎሬበት🥰🌹👌
2025-07-29 20:16:54
1
ኩሉ ንሰናየይ እዩ :
entay amoxo dea kndzi mstnfas 😂😂
2025-07-29 03:12:08
1
To see more videos from user @worldtour343, please go to the Tikwm
homepage.