@aiglitcho: ንደቂ 80 ዝስዋእ መንእሰይ ዓሻ እዩ::" ፀኒሑ ተረዲእና#viralvideos #tik_tok #viralditiktok #tiktoknews #cupcut #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #trendingvideo

AiGlicho
AiGlicho
Open In TikTok:
Region: ET
Friday 01 August 2025 06:10:28 GMT
227913
18529
1028
4876

Music

Download

Comments

getnet6258
getnet 21 :
እዚኣ ዘይቶሮዶኦ ሰብ ማሃይም ጥራሕ እዩ 100%ሓቂ
2025-09-18 09:31:46
530
shambel1421
shambel :
ዘይተመለሰ መሬት ኣለና
2025-09-21 05:14:20
10
tamratmeresa
Tamrat Meresa :
መዓዝ እሞ ነቂሑ እዚ people ሕዚ ንቃሕ መንእሰይ ትግራይ
2025-10-11 08:34:02
0
galdc12
𝐌g ዲǹ²🇬🇧🥷🏻 :
ኣበይ ሞ ኣቐዲሙ ተልርደአና ኔሩ
2025-10-09 07:00:22
1
aron.t.s
aron t s :
ናመን ጉንዲእዩ እዚ
2025-09-21 20:01:08
1
mg_wedi.keshi
Mulugeta :
ሐዚ ውን ደጋፊ ሕወሓት እየ ነገር ግን ናይዚ ወዲ እዚ ዘድንቀኒ ግን ኩላ ፖሎቲከኛ በሃሊት ክትዕመት ከላ በይኑ ዝነቕሐ ምህር እዩ💯💯
2025-09-18 18:25:18
42
dave726766
@Dave :
ብሓቅ ግን ኩልና የና ቀትልናዮ አሽዑ አይተረደእናዬይ😭😭😭
2025-09-18 18:24:45
100
user1198111827682
user1198111827682 :
ሓወይ መዓረይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ታይሞ ዓለም ንከዋኒኣ ዘይትከውን😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
2025-09-17 20:07:48
104
yona27yoni
ŸØÑ Ï✅🎵🎵🎧🎧✈️🛩️🇬🇧🇬🇧🙏 :
ፒፒ እንተ መሪሕና. ካብኣ ትገድድ እንበር ምንም ለውጢ ተመፅእ የላን.:: ማንም ከይ ሰምዖ ዝ ባንበ ብመንነትካ ዝመፀ ንማንም ከይ ትሰምዕ T,D,F ወዲ ህዝቢ ሑሞራ ከ
2025-09-18 19:09:32
3
monaliza9888
monaliza :
በትክኽል 🙏🙏🙏መናኣሰይ ኣንጋደልን ንበል
2025-09-18 03:49:41
70
mulubrhan.mulubrh
ጓል መቐለ :
ባንዳ ንብሎ ኔርና ተይተረድአና😥
2025-09-20 19:10:02
6
kahsu.gidey
ወድ ራያ አላጀ :
ስም መን ይበሃል
2025-08-07 18:32:03
10
dyanaa576
Dinu :
ኣይሰማዕናካን እምበር ሓቅካ ኢካ ኔርካ
2025-09-19 12:57:16
36
user19388062199336
abadi :
ሐዚ እኮ ነዚ ዝፃረፍ ኣይሳኣንን
2025-09-25 06:50:27
1
mikiale.tewelebrhan
𝙩𝙜𝙧𝙖𝙬𝙖𝙮🎲𝙢𝙖𝙣✝️ :
2013 ብልፅግና እዩ በዝብል ኢና ተሸዊድና ኔርና 😓✊ ጅግና ኢኻ እሞ ሰራሒ ታሪኽ እውን ኢኻ 😓✊💪👑
2025-09-19 13:52:43
35
hlawea.hadush
hlawea hadush :
ዲሒሩ ተረዲኡና
2025-09-27 05:33:39
1
bela954357981
Abel :
ሰባት ክንበሃል ተለናስ ናይ ባንዳ ዘረባ ዝበልናዮስ ፀኒሑ ጊዜ ምስወሰደ እዩ ትኽክለኛ ሓሳብ ሓቂ ዘለዎ ዘረባ ከም ዝነበረ ዝርድአና ኣሕሕሕ
2025-09-18 19:35:31
19
fokofoko162
Foko Foko :
ሑምራ አበይኣሎ?
2025-09-05 05:59:33
1
user8885114227776
user8885114227776 :
ይገርመካ አዩ 😂😂😂😂
2025-09-20 06:48:41
13
brhane.bro
Brhane Bro :
መሪር ሓቂ እዩ
2025-09-19 19:51:45
17
user7141188576tik
bafi ጓል ኲሓ :
ካብ ቐደም ሰሚዐካ እየ ካብ ምግዳል ምኻድ እዉን ተሪፈ ሐዚ ዉን ሓቅኻ😘😘😘
2025-09-21 05:53:57
14
abeba4868
Abeba :
ሓቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂቂ
2025-09-20 04:24:26
2
efrem6127
efrem :
አታ ጅግና
2025-09-09 08:48:58
2
cafukif
Cafu Kif :
መራር ሓቂ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
2025-09-18 16:24:07
10
misgun83
Misgun Re. :
ኣብ ሒዋነ ሓወልቲ ንሰርሓሉ እና።❤
2025-08-04 18:03:44
18
To see more videos from user @aiglitcho, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About