@as.ma9309:

የለኩን ከም ቀደመይ😥💔ሕርርቲ፡እየ፡ልበይ😥
የለኩን ከም ቀደመይ😥💔ሕርርቲ፡እየ፡ልበይ😥
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 30 August 2025 19:29:21 GMT
284234
9035
428
259

Music

Download

Comments

titi70226
Titi Queen🦋🤍 :
ዛቆልዓ ናይ ብሓቃ እያ ትመስልዋ ሸር ኢልኩም ኣብፁሑላ ድምፂ ኹኑዋ ሕቡሸይ🥺🤣
2025-08-30 20:16:12
58
user1654343249527
ጓል ትግራይ💊💪 :
@𝑔𝑒𝑛𝑖 ሓበሻዊት✝️🦋🔥 ታይ ትብለናላይ ዶ ቀዛሚት እዚኣ🤣🤣🤣
2025-08-31 15:37:39
1
user928282165929tdf
ጓል ክልተ ኣውላዕሎ💛❤️ :
ሓውኺ ድዩ ኣጆኺ ናፍቆት ሓውካ ከቢድ እዩ 😊
2025-08-31 02:05:50
1
fesumti.ngusa
ኣምላክ ከም ዝቦሎ :
ኣይ ሃዛው 🥶🥶🥶🥶
2025-08-31 21:04:06
0
user9179902428800
አዙ ገራዓልቲዊት :
አነ ሓፍቱ አየ ማዓረይ ታይ ክሰመዐኪ ግን ምንም የብሉን ሃፍታም መሲልኪ ከይኮን ክነግረኪ አለ አየ አፍቃሪት ሓውና😁😁😁😂😂😂
2025-09-02 10:20:09
0
userbekibeki1229
የነገን ማን ያዉቃል :
ሓቀኛ ሲንግል ሃይ ይበለኒ
2025-09-20 18:22:43
3
shewitfeker3
ሚጣ ጓል ዉቅሮ👑👩‍❤️‍👩 :
@ሄru ዓጋMaዊት💛👸@ዜዱነኝ ታናሼ ተክልሽይ👀♥️🔐 ሰብኣይ ሓፍተይ እየ ዋ ሰነ ሰርዓት እሸዶ😒😕 @ሰላም tdf ደመይ ቡፆተይ ኣጆኪ ናዬ ድምቀቲ💓💘
2025-08-30 21:59:35
0
berhia
ትምኒተይ 💞 🔰🙏 :
ነጊርክዮ ዲኪ ሞ ማዓረኒ በኒኪ ኣፍቂርኪ ከይትህልዊ 🥺
2025-08-31 04:49:45
0
drar.berhe
Drar Berhe :
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
2025-10-19 13:56:23
0
haftomwelay1
111111122222225535222222222222 :
🥰🥰🥰🥰🥰
2025-10-31 17:34:03
0
user2346600413767
muniera :
ናይቲ ደረፊ ባ ሽሙ ንገርና
2025-08-31 19:12:21
0
user9995861794120
MESLAL :
ኣጀኪ ማ ኣነ ክነግረልኪ እየ ዋ💏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
2025-08-30 20:07:10
1
salam2738i
ማሺ ምስ ኩሉ :
ኣብ ዓለም ከመዘለኪከ ይፈሊጥዶ ዘይፈሊጥ ተኮይኑ ክንታሓባበረኪ ዊዚ ክንገብረሉ 😁🙏
2025-08-31 06:03:17
1
jesusismylife27
God☦️🙏 :
ፈጣሪ ኣቦይ ኣብ ከምዚ ዓይነት ደረጃ ከይተውድቀኒ🙏🥰
2025-08-31 17:18:12
4
dy1ga2zee4aw
dy1ga2zee4aw :
ማዓረይ ዓርስኺ ኣይተታልሊ እቲ ዝኸፈአ ዓርስኻ ምትላል እዩ 🙏😐
2025-09-01 14:25:15
1
user40771551363327
ፍረ ማሬ :
ክትፊምስ እልክ ክየተፊቅሪ ዛሓፊተይ❤❤
2025-09-02 05:59:48
1
user68858509841270
hermi=-6 :
💓💓💓
2025-10-29 07:38:08
0
user73145338881196
abadit teklhaymano@@@ :
ንገራ ኣቤለይ ኣይተሸፍኖ ማማዓረ🥰🥰🥰🥰🥰🥰😅
2025-10-22 09:33:14
0
user783546723884
ሴሮ ሰፈር ማኒጋ :
ኣይትቅለሊ መኛር
2025-08-31 10:33:32
0
sol77799
sol :
እቲ ናትኪ ዝቦሎ ፈጣሪ ናበይ ከይከድ 😍ንትሪከቡ ኣበረትኪ ፀለይ ዝያዳ 🙏
2025-09-13 19:59:05
0
gerie066
wedi alexo :
ንምፍማስ እንድዩ ይቕናዕኺ መዓሪተይ
2025-08-31 02:14:42
0
zebidero.tesfay
Zebidero Tesfay :
wedeney temesel
2025-10-10 14:39:34
0
user44213465902350
havi ,havi :
አቲ መዓረይ ሕማም ብአጋ ተተሓኪሙ እዮ ፁቡቅ ደሓር አብ ከውሒ ምዝራእ ከይኮነኪ🤣🤣🤣
2025-08-31 07:26:15
1
user3182184653923
ፀዋር እምበር አይኮንኩን ፀማም :
አይ አትጓለይ ብዉሸጢ ዘይተናግርዮ ፎኳስ
2025-08-30 20:56:57
2
user21153888159177
ጓል ኣሬ :
ምፅራፍስ ኣይንፃረፍን ዋ የቅለልኪ
2025-08-31 07:48:10
0
To see more videos from user @as.ma9309, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About