@jjiii.10: #explore #اكسبلور #seriesquotes #ProdigalSon #Love

No One
No One
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 26 September 2025 17:23:43 GMT
26437
1658
17
289

Music

Download

Comments

iimm_112
Nah :
وش اسم الفلم؟
2025-09-26 17:35:16
0
monk24.3
24.3 :
Deeep
2025-09-26 21:05:02
9
yogagirl2496
🌸ALMONDA 🌸 :
و ما معنى ان نحب شخص ، هل الاسلوب الذي يعاملنا به كافي لمحبته و يجب تقبله بزلاته و اغلاطه و ماضيه و اسراره؟ ما رأيكم
2025-10-08 14:40:08
0
abdelaziz810
Cabdicaziiz Hussein :
Waa halka ay soomaalida dhihi jireen Dad iyo duur wax kasta ka filo ! Marka aad leedahay balan ayaa ina dhextaal yaa kuu balan qaaday inaa heli doontid; marka qalbigaada wax ula har hawada bixin 😏😏
2025-09-28 14:48:39
0
s_9986
S_998 :
مشت عليه
2025-09-27 00:50:03
1
justt_yasser
Yasser :
وش اسم الفلم؟
2025-09-26 17:35:16
0
majedmsx2
Majed :
هالفلم كاتبته مرة 😂
2025-09-26 22:44:06
6
www.tiktok.commouna75
user1094318459412 :
@E @Soumye💞 @Biss👒n
2025-09-27 21:20:05
0
farah.magdii
farah :
♥️♥️♥
2025-09-30 19:12:08
0
justmebeingdouja
دُجى :
a secret is what make a women , woman!!
2025-09-26 19:44:51
1
a29koko
خليها على الله :
واذا السر هذا مو من الماضي حتى الواحد يتأقلم ويعيش حياته واذا السر راح يضل بالحاضر وممكن بالمستقبل وتضل متشتت ماتعرف يريدك او مجاملة او مجرد اضافة لحياتك
2025-09-27 12:17:38
1
heath2728
lm9awwd :
الانبطاح و طحين
2025-09-28 20:21:29
0
To see more videos from user @jjiii.10, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ደብረ ምጥማቅ (21-25 ግንቦት)  ጐይታናን ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ ኣደኡ ቅድስት ድንግል ማርያም ናብ ምድረ ግብጽ ምስ ተሰደ በኪደተ እግሩ ካብ ዝረገጸን ቦታታት ሓንቲ ደብረ ምጥማቅ እያ። ኣብ ጊዜ ስደት፡ እቶም ሸፋቱ ነቲ ዝወሰድዎ ኽዳን ጐይታና ብርኅራኄ ምስ መለሱላ፡ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ንፍቁር ወዳ እናኣመስገነት፡ ነዛ ቦታ ደብረ ምጥማቅ፡ ‘ ፍጹም ቅድስቲ ኩኒ፣ ኣብዛ ቦታ’ዚኣ ኾይኑ ዚጸለየ ብቕልጡፍ ክሰምዖ እየ’ እናበለት ብኢድ ወዳ ባረኸታ።  ምእንቲዚ ድማ ካብ ሽዑ ጀሚሩ ኣብዛ ብስማ ዝተሓንፀ ቤተ ክርስቲያን ዘለዋ ደብረ ምጥማቅ ኮይኑ ዝጸለየ ዅሉ ጸሎቱ ተሰሚዑ ሓሳብ ልቡ ኪፍጸመሉን ተኣምራት ኪግበረሉን ይነብር ኣሎ። ደብረ ምጥማቅ፡ ሰፈር ሰማዕታትን ጻድቃንን፡ ቅዱሳን ዘይፍለይዋ ቅድስቲ ቦታ እያ። ነዚ ቅድስናኣ ዚገልጽ’ውን ክልተ ኣስናን ቅዱስ ዲዮስቆሮስ ሊቀ ጳጳሳት እስንክድርያ ከም ፋኑስ ክበርሁ ዝተራእየላ፡ ምሥጢረ ክሕደት ኣርዮስ ዝተቓልዓላ ቦታ ሃይማኖት እያ። ኣቐዲሙ ባዕሉ ቅዱስ ዲዮስቆሮስ ኣብዛ ደብረ ምጥማቅ’ዚኣ ዓባይ ቤተ ክርስቲያን ሓኒፁ ብስም ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ታቦት ቀሪጹ፡ 21 ግንቦት ቅዳሴ ቤታ ኣኽበረላ።  ነዛ ቤተ ክርስቲያን’ዚኣ ድማ ‘ደብረ ምጥማቅ ማርያም’ ኢሉ ብምጽዋዕ፡ ለይትን መዓልትን ዘገልግሉ ዓሠርተው ኣርባዕተ ካህናት መዲቡ፡ ከም ገዳም ገደማ። ንሱ’ውን ክሳዕ ዕለተ ዕረፍቱ ልብሰ ተክህኖ ለቢሱ ማዕጠንተ ወርቅ ኂዙ ይዓጥና ነበረ። ካብ ጊዜ ስደት እግዝእትነ ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ ከምኡ’ውን ብፍላይ ካብ ዘመነ ጵጵስና ቅዱስ ዲዮስቆሮስ ጀሚሩ፡ ኣብ ደብረ ምጥማቅ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ብተኣምራት ትግለጽ ኣላ። ኣብታ ቤተ ክርስቲያን ብለይቲ ብርሃን ተዀሊዑ ይርአ፣ ነቲ ብጸሎት ዝምሕጸና ድማ ብጋህድን ብራእይን ሕልምን ትግለጸሉ። ኣብ መቅድም መጽሓፍ ተኣምረ ማርያም “አመ ዕሥራ ወአሚሩ ለወርኀ ግንቦት ይትጋብኡ ብዙኃን ሕዝብ በምድረ ግብጽ ውስተ ቤተ ክርስቲያን እንተ ትሰመይ ደብረ ምጥማቅ ወይመጽኡ እምሥራቅ ወእምዕራብ እምሰሜን ወእምደቡብ ወእምኵሉ አህጉር፣ ወይትዓየኑ ህየ በደባትር ወበሐይመታት ወበሰቃልው ወበአጎበር ወይእኅዙ ገቢረ በዓላ ለድንግል እም ፳ወ፩ እስከ ፳ወ፭ በዐቢይ ክብር ወበዐቢይ ፍሥሐ፡ ወድንግልሂ ታስተርእዮሙ በዝንቱ ኃሙሰ መዋዕለ ዘእንበለ ጽርዐት ምስለ መላእክት ወጻድቃን ወሰማዕት ምስሌሃ፡ ወተንባላትሂ ወክርስቲያን ይሬእይዋ ገሀደ ወይገብሩ በዓላ በዐቢይ ክብር” ይብል። ዓመት መጸ 21 ግንቦት ኣብ ደብረ ምጥማቅ ማርያም ቤተ ክርስቲያን ካብ ኣርባዕተ ማዕዘን ካብ ኵለን ሃገራት ዝመጽኡ ብዙኃን ሰባት ተኣኪቦም፡ ዳስ ተኺሎም ድንኳን ዘርጊሖም ክሳዕ 25 ግንቦት ብፍጹም ሓጐስ በዓለ ማርያም የኽብሩ።  ኣብዘን ኃሙሽተ መዓልትታት ድማ እግዝእትነ ማርያም ምስ መላእኽትን ሰማዕታትን ጻድቃንን ትግለጸሎም። ንዅሎም እቶም ዝመጽኡ ዋላ ንዘይኣመንቲ ከይተረፉ እኳ ከከም ብቕዓቶም ብጋህድን ራእይን ሕልምን እናተገልጸት ሓሳብ ልቦም ትፍጽመሎም። እዛ ገዳም’ዚኣ ኽሳዕ ሎሚ በቶም ተኣምረ እግዝእትነ ቅድስት ድንግል ማርያም ዝተፈጸመሎምን ዝሰምዑን ምእመናንን ዘይኣመንትን ዓመት መጽአ 21 ግንቦት ምስ ኣዕለቕለቐት እያ።  ቤተ ክርስቲያን ሓንቲ እንከላ ከምዚ ዝበለ ፍሉይ ተኣምራት ስለምንታይ ኣብ ደብረ ምጥማቅ ማርያም ይግበር እንተተባህለ፡ ከምቲ ዝተጠቕሰ ጐይታ በኪደተ እግሩ ስለዝባረኻን ቃል ኪዳን ቅድስት ድንግል ማርያም ስለዘለዋን በረኸት ቅዱሳን ስለዘይተፈልያን እዩ። እምበር እግዝእትነ ማርያም ነቲ ኣብ ዘለዎ ኾይኑ ስማ ዚጽውዕን ብቓል ኪዳና ዚምሕጸንን ዘበለ ዅሉ ሓሳቡ ተሥምረሉ እያ፣ ከም መጠን ጽንዓት እምነቱን ስፍሓት ኣእምሮኡን’ውን ብጋህዲ ኾነ ብራእይን ሕልምን ትግለጸሉ እያ። ስብሐት ለእግዚአብሔር በአርያም ዘይሴባሕ ዘአርአየ መንክረ በስእለታ ለእሙ እግዝእትነ ቅድስት ድንግል በ፪ኤ ማርያም ወላዲተ አምላክ ጸሎታ ወበረከታ የሀሉ ምስሌነ ለዓለመ ዓለም፡ አሜን። ነቲ ብኣማላድነት ኣደኡ እግዝእትነ ቅድስት ብኽልተ ወገን ድንግል ወላዲተ ኣምላክ ማርያም ተኣምሩ ዝገለጸ፡ ኣብ ኣርያም ዝምስገን እግዚአብሔር ምስጋና ይብጽሓዮ። ናታ ጸሎትን በረኸትን ድማ ምስ ኵልና ሕዝበ ክርስቲያን ንዘለዓለም ይኹን፡ ኣሜን! ስብሐት ለእግዚአብሔር፡  ወለወላዲቱ ድንግል  ወለመስቀሉ ክቡር፡  አሜን!

About