@britanka__new: Тг britanka_new - ссылка в описании профиля)

britanka
britanka
Open In TikTok:
Region: TR
Monday 29 September 2025 04:23:45 GMT
22345
941
8
7

Music

Download

Comments

ayedir
ayedir :
с днём рождения
2025-09-29 10:34:38
3
user7990147968171
. :
Поздравляю вас
2025-09-29 04:27:07
0
user53663461155104
Амига :
1
2025-09-29 04:25:38
0
user93719202203212
ch faisal :
your friend is beautiful 🙂😎💯🤣🥰😁👍
2025-09-29 17:41:56
0
user5962105053001
Вика :
😂
2025-10-07 22:39:46
0
user9940103046311
Кирилл Шестаков :
😁😁😁
2025-10-01 16:27:16
0
To see more videos from user @britanka__new, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኣብ ፍቅሪ ዘለዉ ነገራት ክነግረክን ኣዋልድ ኣሕዋተይ ልቢ❤ ኢልክን ኣስተውላ። ✔️1 ንሰብ ብቃላቱ ዘይኾነስ ብተግባሩ ክትምዝንኦ ኣለክን ✔️2 እንታይ ይዛረብ ዘይኾነስ እንታይ ይስርሕ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ ምክንያቱ ዘረብኡን ስርሑን ዘይራኸብ ስለ ዝኾውን ✔️3 ደጋዊ መልክዕ ዘይኾነስ ውሽጣዊ መልክዕ ተመልከታ ✔️4 ሃፍታም ገንዘብ ዘይኾነስ ሃፍታም ሕልና ዘለዎ ምረፂ ✔️5 ሓሳ*ዊ ዘይኾነስ ሓቀኛ ምረፂ ✔️6 ብመልሓሱ ዘይኾነስ ብተግባር ፍቅሩ ዘርእየኺ ✔️7 ዝጉረን ዘይኾነስ ብዘለዎ ተመስገን ዝብል ምረፂ ✔️8 ሰበይቲ ዝቅይር ዘይኾነስ ናብሩኡ ዝቅይር ✔️9 እሙን ትኣማኒ ዝኾነ ወዲ ምረፂ እንቲ ምንታይ'ስ ልቢኪ ከይትስበሪ💔 ✔️10 ናብ ክለብ ቤት ዝወስድ ዘይኾነስ ናብ ቤተክርስቲያን ዝወስድ ምረፂ ንሱ ስለ ዝኮነ ሃይማኖትና✝️💒🙏 ✔️11 ገንዘብ ሃብኒ ዘይኾነስ ገንዝብኺ ኣክቢ ዝብለኺ ወዲ ምረፂ ✔️12  ስራሕ ዘማርፅ ዘይኾነስ ዝረኸቦ ዝሰርሕ ✔️13 ኮፍ ኢሉ መሻርፍ ዘይኾነስ  ሰረሑ ዝበልዕ ወዲ  ✔️14 ዕላማ ዘለዎ ወዲ ምረፂ እንተምታይ'ስ ከም መካይድካ ስለ ትኮዉን👌 ✔️ 15 ብሓቂ ድኣ ምሳኺ ክነብር ዝሓሰብ ተኾይኑ ሰርሒ እምበር ኹሉ ግዜ ንዒ ኣይብለክን እዩ።  ✔️16 ንስኺ ትሰርሕዮን ንሱ ዝሰርሖን ንመፃኢ ሓዳርኹም እዩ ስለዚይ ንስራሕ እምበር ኮፍ ንበል ዝብለኺ ወዲ ድሕሪ ግዜ ንበይንኺ ኮፍ ኣቢልኺ ናብዘለዋ ክከይድ እዩ🚶‍♂️ ✔️17 ምክንያቱ ንስኺ መሕለፍት ግዜ እምበር መናብርቱ ኣይኾንክን ሰብ ሎሚ ተዘይሃልይኻ መስስ ዝብል ምኻኑ ክትፈልጣ ኣለክን። ✔️18 ፍቅሩን ሓሳቡን ዝገልፅልኺ ✔️19 ምስ ቤተሰቡ የፍልጥኺ ንስኺ እውን ምስ ቤተስብኺ ኣፍልጥዮ ምስ የዕርክትኺ ጭምር😳 ✔️20 ናይ ብሓቂ ድዩ ዘፍቅረኺ ዋላስ ንግዜኡ እዩ ኽትፈልጢ ዘለኺ መማረፂ ኣነ ክነግረኪ እቲ ፈቃርን ለባምን ዝኾንኺ ወዲ ንዓኺ እንተደኣ ደሊኺ ወይ ቅምነገረኛ ፍቅረኘኡ ኽትኾኒ እንተ ድኣ ደሊኺ ቅድሚ ምብዳልኺ ንገርዮ ሓሳብኺ ታይ ትደልዪ ክገብረልኺ ከምዝለዎ ንገርዮ ናይ ልባማት መልሲ ምስ ሰማዕክሉ ብስርዓት ሃ/ኖት ብቃል_ኪዳን -ግበርዮ💍👌 ✔️21  ብስርዓት ሃይማኖቱ ብቃለ -መሓላ እንተድኣ ኣክቢር ርግፀኛ እየ ከምዝፍቅረኺ ስለዚ ብስርዓተ ቃል ኪዳን ንፈፅም በልዮዮ ብጋናኺ ቅድሚ ምንባዕኺ🤲🥰 📝📚 ሰላምን ፍቅሪን ንኩሉ ወዲ ሰብ🤲💞🌹#CapCut #fyp #fypシ #ፍቅር➻ብቻ🖇ፍቅር➻ብቻ❤🥀🔐 #creatorsearchinsights

About