@welodoypoduction.1: እንታይ እዩ ሓሳብኩም ኣብዚ ጉዳይ?🤔

Wolodoy production
Wolodoy production
Open In TikTok:
Region: DE
Thursday 09 October 2025 10:30:35 GMT
23254
998
129
134

Music

Download

Comments

barca.andarsenalvorever
fabrizoromano💙❤️ :
ሓንሳብ ባ ሞ ርአሲ ንሃንጽ ኣለና 😁😁😁
2025-10-09 20:07:16
0
temesgan120
ዓይነይ😍 :
ኦይ ዓርኩ ንሕና ዝለመድናዮ ሎሚ ኣስመራ ግፋ ውዒሉ ጽባ ከኣ ባጽዕ ይበሃል ኣሎ ድሕሪ ጽባ ከኣ ከረን ወይ ከኣ መንደፈራ በቃ ኮማኡ እዩ ለሚዱ እዝኒ ዓይነት እንታይ ገበር💙💙💙
2025-10-09 21:03:55
0
ramu2.3
Ramu 🫱 :
10 goal ab nefsi wekef key atwena ferihna 😂
2025-10-09 18:25:08
0
delele.ma
Mukhtar 4 :
Sek tray bel
2025-10-09 18:42:05
0
muruasli_10
muru_barcawi❤️💙 :
nay Libya endo ria ab kunat kela kulu xeweta akaydato
2025-10-09 11:57:07
17
kiros_king
ፈታዊ ኪሮስ📚🤴 :
ኤርትራ ብዓባያ ተሰሪዛ ኮ ሓቢቢ😂
2025-10-09 11:32:19
52
kibromhabte1
Kibrom Habte🤌🦅💙💪 :
ናይ ዓለም ነገር ን ኤርትራ ኣይምልከታን እዩ።
2025-10-09 13:31:16
5
shila.com15
ካልም ዳውን :
ኤርትራ ኣብ ርእሲ ምህናጽ ያ ተጸሚዳ ዘላ ኣይፈለጥካያን🤣
2025-10-09 15:44:40
3
millen_haylu_video
ቬራ🇪🇷✞︎👌VIEIRA :
ኢሱ ስዕረት ስለ ዘይቅበል እዪ 😭
2025-10-09 14:23:04
3
miki_wedi_tigray
✞❖🏝️ሑመራ_ዓደይ_ናፊቐ🏝️❖✞ :
Why Eritrea tray gn 🤔
2025-10-09 11:31:08
2
meleyeya
bkayo saka :
ሃብቶም ካኣ ስቅ ኢልካ ኢካ ኪናት አንተዝኮውን አበር ኩዑሶ ዳ አንታይ ጥቅሚ ኣሎዎ
2025-10-09 12:29:51
0
brhin.ok
brhin ok :
ዘዝከዱ እንድሕር ዘይምለሱ ኮይኖም ደኣ ኢንታይ ክገብሩ ደሊካ ።
2025-10-09 15:59:06
0
walid_mostafa3
وليد الحبشي :
ኤርትራ ኣብ ሽግሌታ ታሪክ እና ሰራሕና ኢትዬጵያ ኣብ ሽግለታ ዜሮ ሙኻና ከ ትፈልጥ'ዶ ፡ነዚ ደኣ ዘይትዛረበሉ ኣብ ስራሕ ከንካ
2025-10-09 13:18:13
0
shenge.2
𝕽𝖆𝖌𝖓𝖆𝖗🪓 :
ዝሃድም ተጸዋታይ እዩ ዘሎ ኣብቲ ሃገር ዘይምለሱ ምስ ወጹ 😂
2025-10-09 19:01:31
2
hffffffffffffjhvvvvvvvvv
wedi gash halal ☦️🙏🏼 :
ኣሕሕሕ ሕርር ኢልካስ ጠጠው 😥😥
2025-10-09 15:05:35
3
abc77855
I'm 🇬🇧 :
emo entay Kingsbury delikana bzaba seb zeyhasbus bzaba kueso
2025-10-09 17:58:54
1
mm6644977
ከንቲባ- 7- ዓዲ- መሳሓል ወደከለ BN $$ :
ዋላ ንዓይ ገሪማትኒ ኣላ ትማሊ ክሪኦ ዊዒለስ ኩሉ ተሰሪዙ ኮንቶ መራሒ እንተሕዝካ ኮሙኡ እዩ ኣሕ ባይታን ዕድልን ዝሳኣነ ህዝበይ😏
2025-10-09 16:08:48
1
huruy.wedi.gash.71
Huruy wedi gash🐘🌴 :
Tesfa mafi
2025-10-09 12:58:08
1
tsge.keshi
ጽገ ቛሓይነይቲ :
ናይ ኤርትራ ድኣ እንታይ ደሊኻ 😞😞😞 ብዓብዩ ህዝቢ ኤርትራ ብስደትን ኲናትን ይስረዝ ኣሎ 😞
2025-10-09 12:43:53
1
wedi.abrham6
Wedi Abrham :
ሻዓብያ ድኣ እንታይ ደሊካ
2025-10-09 10:59:19
1
muzibenshli
ቁዱስ ዕዉልና 🌇🌏🇧🇷 :
እታ ኤርትታ ንባዕላ ኣበይ ኣላ ቡሩክ ዘርኢ
2025-10-09 19:43:21
0
wedigebarxgaba
ሃኒባል ገባር ( ዓረት ብረት ) :
ኤርትራዊ ኣብዘይ ዓዱ ተጋሒፉ ዓዕ በል ጥራይ በሎ ከም ብዕራይ ካልእ ጉዳዩ ኣይኮነንን
2025-10-09 18:49:25
0
grmay96
grmay96 :
ኽዕሶ ኣይፈቱን ኢዩ ኢሰያስ
2025-10-09 18:19:01
0
cr78412
user588934803200 :
i feel sad
2025-10-09 18:07:31
0
nohowedigshi
𝑛𝑜ℎ𝑜_𝙩𝙝𝙚_𝙪𝙣𝙞𝙩𝙚𝙙 :
እንታይ ከትብሉ ይብለና ነዓና ምሓሸና ዓጽሚ ርኸብ ኣኽብርካና😂
2025-10-09 17:55:16
0
To see more videos from user @welodoypoduction.1, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About