@metkel3884: #eritreantiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha,#eri,#fyp #Eritrea

SOLiaNa
SOLiaNa
Open In TikTok:
Region: KE
Thursday 09 October 2025 21:24:27 GMT
44592
3166
276
218

Music

Download

Comments

raphi.visca
Ge aldrig upp :
ካብ ሓወላ ዘድሕን ይግበሮ 😁
2025-10-10 17:34:46
32
brhanyumengedey
I never stop learning :
መራጉዝ መርየት ሕምብርቲ ኣሎ
2025-10-13 17:47:42
0
chuchelewah123
Chuche :
እዚ ወዲ ኣብ ኩሎም ዝሰርሖም ፊልምታቱ ላህጃ ዝዛረቦም ናይ ሓማስየን እዩ ሕጂ ግን መራጉዝ ይብል ኣሎ:: ክልተ መራጉዝ ኣሎ ማለት ድዩ ወይስ መራጉዝ ዝባሃል ዓዲ ዘይኮነስ ቦታ ኣሎ ማለት እዩ
2025-10-12 05:17:47
1
eriker
Ruba-Anseba :
ደንጉዩ ግን ዶ ቁሩብ ሓቀይ
2025-10-12 18:00:04
0
awet.awet953
Awet Awet :
ብዕራይ
2025-10-10 12:40:14
4
user54745380499467
ገምቢ ሓርማዝ💚💚 :
ጽቡቕ ኣለኻ መራጉዝ ለምለም ኡ
2025-10-10 18:32:52
12
mine.henos123
ፕሮሰስ ክጅምረለይ ኢዩ ሓወይ ድሕሪ 2 ወርሒ። :
ከብዱ መን ኢዩ ሃሪምዎ ክትኮስ ደልዩ ኣሎ።😄😄😄😄
2025-10-10 18:17:23
13
zene5367
Dawit :
እንታይ ዓይነት መልእኽቲ ተመሓላልፍ እቲ ውጽኢቱ መልእኽቱን'ሲ እንታይ እዩ
2025-10-11 17:53:33
0
love.ms.kulu.block
ስገም ገደናና§ :
ፍርቁ ንኢሱ ድዩ ተገዲስካ መልሰለይ
2025-10-10 18:59:50
0
kaleb45613
𝑦𝑒𝑚𝑎𝑛𝑒 𝑥𝑐𝑣💥 :
እንታይ ክንማሃረሉ ንኽእል ካብዚ ወዲ ንባዕሉ ንኽሳኣል እንዳኸደስ😁😁😁
2025-10-11 05:06:42
0
michaelgrande1990
ደግያት ሚካኤል 🇪🇷 :
እንታይ ጌሩኩም ትጻረፍዎ ኣለኹም ኣህባይ !😁
2025-10-10 21:07:58
3
shishay.hzbawi
Shishay Hzbawi :
ኣየ ደቃዓድና ክንደይ ሰብ ኣሎ ዓዲ ክሪኢ ዝኸደ ዝመስለኩም በዓልዚ ስለያ ሽግር ናይዚ ህዝቢ ኣደዳ ግፋን ኣደራዕን ክረክብ ዝገብሩ ዘለዉ ኢዮም ስለዚ ነዚ ህዝቢ መንሽሮ ኮይኖሞ ዘለዉ ከምዚኦም ዝበሉ ጅርባ ንጅርባ ኢዮም
2025-10-10 20:59:55
2
knowledges49
ኮኾብ 💧☂️ :
ጋንሸራ መሲሉ እንታይ ዩ እቲ ከብዱ ሲ ቁሩብ ኣመቱ ዘይገብር😂
2025-10-11 10:29:31
1
je7659
ሶሊተይ ጋል ቆርበት ( ዳሰምዐት ) :
ኣበይ ከባቢ እዩ የሕዋት ንምፍላጥ እየ ግን ይቅሬታ ተተጋግየ ምሕታተይ
2025-10-12 10:16:55
0
user4890738
ክንዲ ሽሕ :
ኣብዚ ዘለናዮ ካብዚ ዝጽብቅ ኣሎ ግዳይ ካብኣ ውርድ ኢልካ ስቃይ ኣብ ልዕሊ መረታ ሰብነ ዝወርድ ዘሎ ኣርኤና ሃለውሎው ገዲፍካ 💙💙🌿🌿
2025-10-12 08:42:05
0
etellim
etellim :
today is my birthday
2025-10-10 21:48:44
0
tesfebereket
tesfe halal :
ኣየ ለምለም ደስ ክብለካ ከሰተ ጅግና ኣዘኪርካና
2025-10-12 06:00:40
0
dwhedwhe4
dani :
ከሰተ ትመስላለህ
2025-10-12 03:14:44
0
semhar21
semhar21 :
Andaf entay xegemna zeyfelet
2025-10-10 17:34:21
0
user8178300768975
user8178300768975 :
እሕ እዋይ ዓደይ
2025-10-10 14:18:16
0
seb.dika.hgdef
ንሓመዱ 💙 :
ሓማሴናይ ድዩ ከብዱ ከዓቢ 😳
2025-10-11 11:05:47
0
sitann37
sitann :
thank teddy brother
2025-10-11 10:23:03
0
jelesee
rorahaday :
ኣደ ዘለዎስ ነደ ዘይብሉ ከብኪ ይበኪ ኢሎሞ
2025-10-11 12:30:34
0
habtinomebrahtom
ፕላቶ💙☝ :
ኣየውጻኻዮን ዓመጽቲ ህዝብና"ንዳጥፋእኹም ኣበይ ናፍቖትና ከነውጽእ መሊሱ ይገድድ"ምበር
2025-10-11 07:55:02
0
merih5237931714227
ሕቶለኒ--ዘይተመለሰ ?💙🇺🇬💙 :
ብኣካል ክነብሮ ኢና ንደሊ ንሱ ከኣ ክነውሕን ክሓጽርን ይኽእል ናይግዜ ሕቶ ደኣበር ክኸውን'ዩ👌
2025-10-11 07:48:58
0
To see more videos from user @metkel3884, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About