@habesha_center: 🇻🇳❤️🇪🇷 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 # #adublina #ሓበሻዊት

ዘዋሪት ካሜራ
ዘዋሪት ካሜራ
Open In TikTok:
Region: UG
Saturday 11 October 2025 16:48:18 GMT
59084
6589
754
658

Music

Download

Comments

bura.king57
🇪🇷ጓል ራማ ዓዲ 4+💚🌿 :
ዋላ ንዓይ ኣብ ዓለም ሓደ ሓው ኣለኒ ንሶምውን ተጋሩ እዮም🥰🥰🥰 ሓፍቲ ዋዜማ🙌💚♥💛
2025-10-12 00:43:43
337
user4183048355904
robi man💪💪❤️👈🤟 :
ኣዱ☺️☺️ምሰ ሓማሴን ፋንደያካ ሓደ ኣይኮነን ቋንቋና ባህለና ግን ነፈተወኪ ኢና ☺️☺
2025-10-11 23:28:33
11
user91815266710310
ወዲ ተካ :
ፅቡቅ ኣለኺ ሽኮሪና
2025-10-27 21:00:32
1
user495477933063
user495477933063 :
ትግራዋይ እየ እርትራዊት ኮይንኪ ንትግራዋይ ትሓሊ ብጣዕሚ እየ ዘክብረኪ ኣዱ ሓፍተይ❤🙏
2025-10-12 12:14:03
31
mulu3607
mulu :
ብጣዕሚ ፅሩይ መንነት ዘለኪ ተፈታዊት
2025-10-11 19:18:00
135
nahi54154
nahi :
ደቂ ኤረይ ዋላ ንሕናኮ ብጣዕሚ ኢና ንፈትየኩም ኣሕዋትና ምዃንኩም ድማ ካብ ልብና ኢና ንኣምን።
2025-11-01 07:40:26
1
negasi.g3
negasi g :
ንስክውን ሓፍትና ኣዴና ሰበይትና ኣዶ ደቅና ኮታስ ቡዙሕ ሽኮሪና
2025-10-12 21:16:34
4
nebyat.mekonenn
Nebyat mekonenn :
ምቅርቲ ንስኽለ ሓፍትና ኣዱየ ሽኮር🥰
2025-10-12 05:04:12
17
tdf.king39
Still TDF 💊👑💪 :
Exactly 100% ሓፍተይ ናተይ Thanks 🙏🙏
2025-10-12 04:49:23
9
meazi0679
meazi :
ሓፉተዩ ናተዪ
2025-11-08 04:56:51
1
dashensalamonsuom
ሰበይቲ TDf ወድስዩም ጅግና ኢልኩም ፀውዕኒ💔 :
ብልፅቲ ሰብ ኣነስ ክፈትዋ💋💋💋🥰🥰🥰🥰🥰❤❤
2025-10-11 22:01:48
44
absydney
ወዲ Sydney :
ኣዱ ንግስቲ Tik Tok
2025-10-11 20:38:31
15
fre.tgraweyti4
fre tgraweyti :
ኢሳያስ ላአኪ መንግስቲ ጌሩ ሙሞተ ፅቡቅ ነይሩ😂👌👌❤❤
2025-10-12 19:43:21
3
teklay.mengesa
teklay mengesha ❤🙏 :
ንፈትወኪ ኢና ብጣዕሚ🥰🥰🥰🥰
2025-10-14 19:09:17
3
gedamlbey
ዲናር ወዲ ሸረ :
ንሰክውን ሓፍትና እኪ ሓላለይ
2025-10-26 15:39:02
2
meseretyemene
Mesi🎀 :
ኣዱ ንፅህቲ እያ🥹🥰
2025-10-11 23:10:14
8
hagosaberihumah32
ኩሉ ብግዜ :
ከማኺ ዝበለ ይብዛሕ ብኽልቲኡ ገፅ
2025-10-12 18:36:30
6
amaniel.tuke
amaniel Tuke :
ፅሪቲ ዓለም የቀኒየልና🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2025-10-11 21:18:53
6
kbrsh
KIBROM🇻🇳🇻🇳🔐🏇 :
ኣየ ንሕና ተጋሩ ትግራዋይ ክፀንት ኣለዎ ኡይይይይ ትግራዋይ ሓወይ እዩ ፍፃሕ መሰንገለይ እዩ ዕልልል ብዝኾነ ፍቅሪ ፁቡቅ ምምሳል ዘየብሉ ክኸውን ኣለዎ
2025-10-12 05:49:12
5
user3686229841984
Dani Boy :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰 d2
2025-11-20 09:06:38
1
tigraweyti24
521 :
አብ ፀልማት ግዜ አብ live ኮንኪ ኣጆኩም ናበልኪ ትውዕሊ ትሓድሪ ነይርኪ We never forget My Adu We love u more ❤🙏
2025-10-11 21:43:44
5
rashi109sagin
መብራህቱTdf :
ሓቅኪጓለይ የንብርኪ ሓደቋንቋ እንዲና
2025-10-13 18:48:49
2
user2470127974013
የሚካኤል ልጅ1221 :
ንስኺ እውን ሓፍትና ኢኺ ሽኮሪና
2025-10-12 16:16:27
5
2721user2721
tesfaye :
ሓፍትና ንሕና እውን ነኽበረኪ ኢና
2025-10-14 11:23:27
2
user5178151681718
Lemlem Gebru :
ትክክል ሓቂ
2025-10-12 01:23:20
4
To see more videos from user @habesha_center, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About