@galtigray011: #ድያስፖራ🤭😂 #funny😁tiktok😂

ጓል ትግራይ 💊🌿
ጓል ትግራይ 💊🌿
Open In TikTok:
Region: SA
Monday 13 October 2025 10:09:36 GMT
26195
654
168
217

Music

Download

Comments

mlat203
𝐌𝐢𝐥𝐢👸🏼🇸🇦💛❤️💠 :
ማርያምን ኣነ ሐዚ ሻንጣ ክገዝእ ኢለስ ኣብ ዓዲ ኬዱ ኾፍ ንኽብል ታይ ዝኾን እዩ ኣብ ካርቶን ሒዘዮ ክኸድ እየ 😳😳😂😂😂😂
2025-10-13 17:40:00
10
zufan795
𝐙u⃠f⃠a⃠n⃠👸💊✝️🦅 𝐀, 𝐁•𝐆💔 :
ኣብ ስደት ዝተፀበናዮ ሃፍቲ ብዝብል ይስተካከል 🤭🤣
2025-10-13 16:40:02
7
user2607672181427
እምነተይ ንፍጣሪ ልበይ ንፍቅሪ🙏 :
ኣነሰ ግርም ዝብለንሰ ክገብራ እየ ማለት ፍልጥክንኦ ድዩ ጌን ክንደይ ዓይነት እዩ እሞ ሕብሸይ እታይ ይብሉ ኣለዎ ኮመት ከንብብ እየ ዋየ🙈🙈🧐🙄🤪🤪🙈😂😂😂😂😂😂😂😂😂
2025-10-13 20:49:56
2
merhawitdf4
MERHAWi👑tdf👑💊🔐@27 :
ይግበርኪ ግዛዕ ሕደግናይ ዶ🤣🤣🤣🤣
2025-10-13 15:27:56
1
hanifkr17
hani ኣሕፈሮማዊት :
ክብልዐለይ😁😁😁😁
2025-10-13 23:06:08
0
haney0439
haney :
ሳሕ ግን ከኣ ሕልሚ ኮይኑ ይተርፍ😄😄😄
2025-10-13 17:17:05
3
tadi1787
Tsadie :
ኣነ ብቆልዓይ ካብ ደገ ዝመፀት ተሪአ ታኮይና ብዝሕ ዘይተምፅእ እየ ዝብል ነይረ ሕጀስ ኣብ ባዕለይ በፁሓትንዋ🤭😂ግንኮ ክንድዚ ዝፀበ የለን ዋ ካረና አይተጋንኑ😌🧐
2025-10-13 18:46:09
1
rewinahise
ፀዋር ጓል2/ኣውላዕሎ💒💊😉 :
ዋች ገናባ🤨🤣🤣
2025-10-13 12:57:12
1
user5799638623579
meri meri :
እዝለ ይዉሕዶም እዩ ብአቶምስ😂😂😂
2025-10-13 10:21:20
1
hadu1519
Hadu :
በትክክል🤣🤣🤣🤣
2025-10-14 09:26:49
0
emebrhan4
ተኣለ እስከ🙄😏 :
ብሓቂ🤣🤣🤣
2025-10-14 09:09:56
0
y_mikel_lj.12
𝐬𝐞𝐥𝐢🅗︎🅕︎🅗︎ወዳጅ🇪🇹🧚‍♀️ :
እውነት ነው😂
2025-10-14 07:53:45
0
usu0910
usu :
ልክዕ
2025-10-14 06:51:26
0
user9215733091074
ምስጥራዊት ሓፍቲ ነጃሕ🤌❤️‍🩹🫶 :
ፈሲታለም እከ ታይ ካፊእዎም እዩ🥺🤣🤣🤣
2025-10-14 06:18:24
0
selam.tigraweti..27
Selam tigraweti.21 :
fact👌😃
2025-10-14 03:51:37
0
user7571441
ሊሊ ዕባይ ኣሕፈሮም :
ስጋ ማዘር ሓቂ🤭🤭🤭🤣🤣
2025-10-14 02:04:21
0
user6142949304831
ሂወት ቃልሲ እያ👍 :
part 2ንሕና ሒዝናዮ ንኣቲ ንፅበለና😂😂
2025-10-13 21:56:53
0
user8114610379214
ጓል ሱሑል ሽረ :
ወላዲተይ ሞይተ😂😂😂😂😂
2025-10-13 20:49:39
0
ftawmehari
ሓራ ሂወት :
😂🤣😂🤣😂😂 እወ ይዓክ ኣይይይ
2025-10-13 20:45:52
0
lili.lili448
Lili Lili :
ሕልም🤣🤣🤣
2025-10-13 20:17:45
0
user6281153153126
ፍቅሪ ምስኩሉ❤️🤝🙌 :
😂😂ይርዳእኹም እባ😂🤗
2025-10-13 20:09:38
0
user6770501
Black life💔😭 :
ክፈትያ በጃኪ 😂😂😂ኸውርዳ
2025-10-13 19:34:52
0
user5886806075159
ዕባይ ተቤን :
ዋየየየየየ❤️❤️❤️❤️❤️❤
2025-10-13 18:35:55
0
user7559354481134
ተልኣክኒ ደመና 😥💔🖤 :
ጭራሸ 😹😹😹
2025-10-13 18:13:57
0
salm.l891
እንደርታዊት🔴⚪💒✝️ :
ጭራሽ🤣🤣🤣
2025-10-13 18:01:53
0
To see more videos from user @galtigray011, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About