Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@amoleta.tube: ናይ መኒኦም እዩ ሓቂ ?
Amoleta Tube - ኣሞሌታ ዕዳጋሓሙስ
Open In TikTok:
Region: ET
Tuesday 14 October 2025 09:06:09 GMT
17594
602
73
29
Music
Download
No Watermark .mp4 (
1.52MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
1.52MB
)
Watermark .mp4 (
1.77MB
)
Music .mp3
Comments
ቀሪብካ ፍረድ :
ጋዕማም ዕወር ኣነ ኣይከድኩን ኢልካስ ህዝቢ ኣይተራኽበን ትብል መራት
2025-10-14 14:40:01
10
tariku chaka :
ካድረ ምስ ካድረ እንበር ህዝቢ ምስ ህዝቢ ተጋንዩ ኢይፈልጥይዋ ዓጀውጀው እዩ እዚ
2025-10-14 12:02:21
9
D,Y :
አታ ተሸንከር አብቱ ዶብ ዘሎ ህዝብና እዩ ዝፈልጦ ናይ ርእሱኹም ግበሩ ያዓኺ
2025-10-14 20:11:36
0
Yimun :
ብትክክል ናይ ህግደፍ ኣጀንዳ እዩ 100%
2025-10-14 09:28:13
6
dejenuser2855825019279 :
ናይ ብልፅግና ካድረ ማ ናበይ ክትከድ ኪድን ዶሞ
2025-10-14 17:38:32
3
Kewani Tsehaye🍎🇬🇧🇬🇧 :
እቲ ኣብቲ ዶብ ዘሎ ህዝቢ እንተተራኺቡ ሲ ካላስ ህዝቢ ንህዝቢ ተራኺቡ'ዩ ዝብሃል።እቲ ምንታይ ሲ እቲ ኪናትን እቲ ዘሎ ስግኣትን ቀዲሙ ንሱ ስለ ዝርእዮ።እቲ ብጫፍ መቀለ ወይ ጸለምቲ ዘሎ ናብኡ ከይዱ ንኹጉይል ኣይንጸበ
2025-10-14 20:30:38
0
Mulat Hadera :
ጸጋይ ጋዜጠኛ ዲካ ወይስ ተሟጓቲ ? ታይ እዩ
2025-10-14 15:16:02
3
ትግራይ ንመራሒ ዝፅበ ህዝቢ የብልናን :
ፀጋይ ጀግና ኣቦ
2025-10-14 18:32:41
1
Dagne(MD) :
ኣብርሃ ዝባሃል ግን ካድረ እዩ
2025-10-14 19:23:53
1
Hani ጓል Adwa :
ፀጋይ ብዕራይ ገታቸው
2025-10-14 18:28:49
1
Tesfit Mehari :
ናይ ካድረታት ደኣምበር ህዝቢ ንህዝቢ ደኣ ዶብ ከፊቶም እንዶ የራኽብዎ
2025-10-14 15:53:22
1
Hager Selam :
ምስ ማሃይም ትከራከር ዓቅሚ ዘይብሉ ምሁር ባሃላይ
2025-10-14 19:37:19
0
Kiros Beyene :
ኣታ ሓወይ እቲ መነፀሩ ኣውፅኣዮ በሎ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ኣየሪኦን ዘሎ
2025-10-14 18:39:31
0
user8883612846909Berihu G :
ካብ ካድረ ወፃኢ ህዝቢንህዝቢ ኣይተራኸበን።።።።
2025-10-14 17:53:06
0
Hailat :
ፈሊጡ ልሃረሰስ ቀስቂስካዬ አይሰምዕን !
2025-10-14 18:01:02
0
filagura :
ዋ ሓስዋ እዩ አበይ ሕዝብ ተራክብ ዓዲዋ ጠይቅ
2025-10-14 17:20:25
0
kidane :
ራማ ባዕሉ ዝዓፀዎ እዩ ዝመስል ደቂ ሽዋ ናይ ክልቲኡ ህዝቢ ርክብ ክቅበልዎ ኣኽኡሉን
2025-10-14 18:07:24
0
hadutsele1 :
ዋየ ነቲ ህዝቢ ካድረ ኢልዎ፣ ዓይኑ ከመይ ድዩ ዝርኢ
2025-10-14 16:43:00
0
Maebel Hagos ትግ💊💊💊ትግ :
ሓዞ ፀጋይ ጂግና✌️✌️✌
2025-10-14 19:20:32
0
MNm Tes @6 :
ዚ ሰብ እዚ ትግራዋይ ኣይመስለኒን ዋና ናይ ሻዕብያ ተሓላቂ እዩ 🤣🤣🤣
2025-10-14 18:34:46
0
kaleb g/michael :
ወኪል ህወሓት ምዃኑ ሲሒትካዮ ግዲ!!
2025-10-14 18:41:07
0
ሙሉጌታ ብርሃን :
ኣየ ፀጋይ ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ማሰልጠኛ ማእኸል ዝገበርካዮን ዝበልካዮን ረሲዕኻዮ እቲ ዘሕዝን ግን ብኣኻ ዝሰልጠነ ሰራዊት የሕዝን ካባኻ እንታይ ይመሃር
2025-10-14 13:25:32
0
Amanuel :
ፀግሽ ምስ መሕሰቢኡ ዝተደፍነ ካድሬ ተነጋግርካ ምርድዳእ ከቢድ እዩ
2025-10-14 14:51:25
0
YONI. O,G :
ሓዞ ዝሓሳዊ ናይ ፒፒ ልኡኽ
2025-10-14 17:01:53
0
信仰信仰 :
ከመይ ከዳናጉርካ ክምዝሙክሩ እኮ ይገርመካ ዓይኖም ጭፍን ኣቢሎም እዬም ዝናገሩ🤔🤔🤔
2025-10-14 16:48:50
0
To see more videos from user @amoleta.tube, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#cosplay #esil #esilcosplay #katcurse #pookie
i'm gonna cosplay all the csm girls i think... also why is it so scary to post... #makimachainsawman #cosplay #makima #makimacosplay #chainsawman
#chunli #chunlicosplay #chunlifortnite #cosplay #katcurse
eve labrak eca sama juan didalam kantor🤣#eca #ecaaura #juaneve #fyp #fypage #fypシ゚
Obsessed aint even the word! Naa but the bonus set is so prettyyyy🤭 TY! @Nailphoria #nailphoria #qnsmami #fresa #CapCut
8 AM surf check
About
Robot
Legal
Privacy Policy