@selamakidane1: #duet with @One dey💚

ሰሊና ኪዳነ🌸🤍
ሰሊና ኪዳነ🌸🤍
Open In TikTok:
Region: FI
Saturday 18 October 2025 19:01:51 GMT
25429
2226
314
89

Music

Download

Comments

tantan_s.29
𝄞𝐓𝐚𝐧𝐭𝐚𝐧_𝐬.𝟕𝟖♠️ :
ንዚ ክትርኢ ከልኻ መመሊሱ ሕርር ትበል አዋይ ወላዲ ዝረኽቡ😔😢
2025-10-18 19:42:18
15
hawi_meseret
ابن يسوع بوكيم :
ናይ ሰብ ነገር ግን 🥺😢
2025-10-18 19:08:56
0
mericamera
Ⓜ️E®️ℹ️©️🅰️Ⓜ️®️🅰️ 📹📷 :
መሳኪን ስድራ ብሰንኪ ፖለትከኛታትና እባ ወሊዶም ከምዘይወለዱ ኮይኖም😢
2025-10-18 20:10:30
12
raonhd
RA⚽️N :
ብትንፋስ ሰዲዶም ብፎቶ ይቅበልዎም 💔💔 ናይ ሕወሓት መጨረሻ ፈጣሪ የርእየና
2025-10-18 20:10:54
1
serufagvndhhhsfgfsv0
✨ :
Abyka aboy 🥹🥹
2025-10-22 10:40:25
0
taniqo23
♤ :
ካብ ሰብ ስእሊ ይከብር ማለት ድዩ ኣብዚ ህዝብና ዘሎ ድንቁሩና ግን መልኡ ፈሲሱ
2025-10-18 20:41:20
0
fre_eri
Fre_eri🇪🇷 :
ስእሊ እንታይ እዩ ክኾኖም?🥹
2025-10-18 21:13:53
3
japihawtesfit
wesani 💚🇦🇮🇺🇸 :
🥺ስእሊ ግን እንታይ እዩ ክኮኖም ባ🥺
2025-10-19 09:14:57
1
mekseb27demir
betelhem❤ :
እህ ደቅነይ ተዝኾነለይ መቃብርኩም ክሪኦ መፂአ ኩሉ እቲ ኣብ ልበይ ዘሎ መማኸርክኩም😂💔y&A🖤እህ ተበልካስ ዘይሃስስ በሰላ🖤💔
2025-10-18 20:26:30
0
life.is.like.abook
life is like abook✍️💁‍♀️😉 :
ኣሕሕሕሕሕእንታይሞ ሐዝስ ፎቶ እንታይ እዩ ክዓብሰሎም😭💔
2025-10-19 02:58:39
0
abel211227
📖 🕯️ :
እዘን ክልተ ደዉያት ውድባት ህግደፍን😭 ህውሓትን😭 እባ ኣብ ሓዘን ከምንነብር ጌረናና ህዝቢ ትግርኛ😭😭
2025-10-18 20:04:00
24
yafu694
ጸሊም ንጉስ 69 :
ውሽጥኻ ዝትንክፍ ነገር 🙏
2025-10-18 19:14:16
10
divora16
ሰላም✝️🦋🕊 :
ካልኦም ዘይኣኽሎም ንምንታይ ግን ፎቶ ይህብዎም ኡፍፍፍ ኣቦዋይይይ ፀላኢኹም ይንባዕ🥺😢
2025-10-18 22:05:31
0
lifeishistory1
🦋🍫 :
ታይ ኸ ይብሃል እሞ ኣባና ዝወረደ መርገም ማዓረ ከምዚ ታይ ኮን ጌርና ንኾን ዓድና ከይንምለስ ነቶም መታዓቢትና ናዘገርካ ፈቀዲኡ ኣለና ይጣዓም ይሕሰመና እተን ኣዴታቶም ምስ ረአያኒ ታይ ክብላ ናበልና ልብና ዝሓምም ዘሎ ግን ኣይርስዐኩምን መታዓቢተይ ኣሕዋተይ 🥺🥺🥺
2025-10-19 07:34:25
0
abate191919
Efi W.D❤ :
ዓሕ በዚኦም ከይኣክለናስ ለሚ ውን ዝተረፋና ክደግሙና ይፅዕሩ ኣለዉ😭😭😭😭😭 ክብሪን ሞጎስን ንሰማአታትና 🙏👑
2025-10-18 20:31:21
0
wodirahya
የሚ 💖 :
እዉይ የኔ ኣባት ቅድሜኻ ድፍእ የብለኒ😢😭
2025-10-19 06:55:41
0
user1083303163146
wedi Mama :
ኣሕሕሕሕ ኣቦይ ማዓረይ ዋይይ
2025-10-18 20:29:32
0
user9104426659756
ዝዕገስ እዩ ሓያል :
ወለድና ዝረክብዎ😭ኡፍፍ ዓደይ መዓዝ ይኮን ሰላምኪ ዝምለስ ሰላም ንኩሉ ወድ ሰብ😭
2025-10-19 15:40:52
0
leul.2323
leul 23 23 :
ደማ ኣይሓፍሩን ገዛ ወይ መኣርግ መሲልዋምስ ንብዓት ጋሂ የሕቅፍዎም ኣየ ወለዲ ዝረከብዎ😭😭😭
2025-10-18 20:42:55
0
trahsey
𝐖𝓲𝔃𝓾 𝐐𝓾𝓮𝓮𝓷👸✨ :
Eway weladi zrekbo eko ufff😭😭💔💔
2025-10-18 20:43:56
0
gangisterwedidatadikola
ጋንጊስተር 🥷525🇪🇷✝️🩵💪🥷 :
ኤሪትራዊያን ዲዮም ወይስ ተጋሩ
2025-10-19 03:51:38
0
mabitdf19
@የገብርኤል ልጅ ነኝ :
,ካብ ሰእሊ ክብዎም ካልእ ፅቡቅ ነገር ዘይገብርሎም ሰእሊ ናረአዮ ኩሉ ግዜ ናጋሃዩ እንድዮም ክነብሩ ታይ ክገብረሎም ወላዲ ዝረከቦ ዓለም ቦሻዕ💔💔💔💔💔
2025-10-19 07:02:14
0
typing.....so
𝗦𝗼𝗹𝗷𝗮 🇦🇷¹⁰ 🐐 :
ውሽጥኻ ዝትንክፍ ነገር 😥 😭
2025-10-19 04:30:21
0
user5304820336104
ራኪ ነኝ 🤴🫸የመዳም ታክሲ😂 :
ሕቆና ስብር ማዓንጣና ሕርር ሓቀኛ ሳሓቅ ሓሪሙና ሎ ኣካሎም ጎዲሎም ሲኢናዩም እህህህህ😭😭😭
2025-10-19 04:27:44
0
To see more videos from user @selamakidane1, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About