@haidrabdalbodi: حرم سيد الشهداء

حيدر الشميلاوي
حيدر الشميلاوي
Open In TikTok:
Region: IQ
Tuesday 21 October 2025 18:17:34 GMT
167
22
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @haidrabdalbodi, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኣብ ውልቀ ሰባት ዘይኮነስ፡ ብሓፈሻ ኣብ ጀርመን  ፍትሓውነትን ስነ-መጎተን  ዝባሃል ኣይሰርሕን እዩ የለን። ኩሉ ብመሰረት ሕጊ እዩ ዝሰርሕ። ርእይ ኣቢልካ ብስምዒት ይኹን ብሞራል ብስነ-ሞጎተ ይኹን ብድንጋጸ ዝውሰነልካ ኣካል የለን።  ንዓኻ ትፈርድ  እታ ዝተጻሕፈት ሕጊ እያ። ጀርመን ካብተን ኣለዋ ዝባሃላ ሃገራት ብልዕልና  ሕጊ ዝማሓደር ግዝኣት እያ፡፡  ስለዚ  እዚ ፍትሓዊ እዩ፡ እዙይ ኖርማል እዩ ኢልካ ትገብሮ ነገር ኣብ ሽግር የእትወካ። ምኽንያቱ ኩሉ  ቁኑዕ ድዩ ኣይኮነን ብዓይኒ ሕጊ እዩ ዝምርመር። ፍትሓውነት ሰብኣዊ እዩ። ስነ-መጐት ርትዓዊ እዩ። ሕጊ ወግዓዊ እዩ። ሓደ ሓደ ግዜ እዞም ሰለስተ ንሓድሕዶም ዝጻረሩ እዮም።  ጀርመን ኩሉ ግዜ ፍትሓዊት ኣይኮነትን፡ ስነ-መጐት ርትዓዊት ውን ኣይኮነትን። ብሕጊ ጥራይ እትምራሕ ግዝኣት እያ። ሓደ ሰብ እቲ ሕጊ ዝጠልቦ እንተኣዳልዩ ድላዩ ክረክብ ይኽእል እዩ። ስለዚ ሕጊ ኣብ ልዕሊ ሰብ እምበር፡ ሰብ  ኣብ ልዕሊ ሕጊ ኣብ ጀርመን ኣይሰርሕን እዩ። ውሑስ ሕጊ ግን መብዛሕትኡ ግዜ ትኽ ዝበለ ዘይተዓጻጸፍ እዩ። ስለዚ እዮም ደቂ ዓዲ ይኹኑ ስደተኛታት ኣብ ጀርመን ምንባር ጻር ጻር ዝብሎም።  #ኤርትራንኤሪትራዊያን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 #viral #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #habeshatiktok #fyp

About