@neym_ar47: حقيقة😂#الشعب_الصيني_ماله_حل😂😂🙋🏻‍♂️

*𝑳𝒂𝒎𝒊𝒏𝒆 ~ 𝒀𝒂𝒎𝒂𝒍
*𝑳𝒂𝒎𝒊𝒏𝒆 ~ 𝒀𝒂𝒎𝒂𝒍
Open In TikTok:
Region: LY
Thursday 23 October 2025 09:35:21 GMT
931
58
9
6

Music

Download

Comments

abdomguig
Abdo Mguig :
اقسم بالله صح 😂😂😂😂
2025-10-23 11:54:26
0
ezzo.sola
Abdlmoez :
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣رسمي
2025-10-23 09:47:25
0
_________1287
صبراتي 😮‍💨❤️‍🔥🇱🇾 :
🤣🤣 وربي صح
2025-10-23 11:36:03
0
qazvbn134679
عپدؤٱلمچپرئ :
😂😂😂
2025-10-23 10:40:55
0
user39423134923385
محمد ابورقيبة 🐊😜 :
😂😂😂😂
2025-10-23 15:24:23
1
To see more videos from user @neym_ar47, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ብዛዕባ ፍርቱና ክፍላይ … ኣብዚ ስእሊ ዘላ መንእሰይ፡ ፎርቱና ክፍላይ ትብሃል። ንፎርቱና ዘይፈልጣ ሰብ ብዙሕ ይህሉ እዩ ኢለ ኣይጠራጠርን።ምኽንያቱ፡ ፎርቱና ዓሚል ስታድዮም ኣስመራ ዝዀነ ኣፍቃሪ ኲዕሶ እግሪ፡ ምስ ክለብ ዓምበርበር ክትጻወት፡ ፍቕሪ ፊልምታት ትግርኛ ዘለዋ ሰብ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ፊልምታት ክትዋሳእ፡ ውድድር ሽንግርዋ ዝተዓዘበ ሰብ መደብ ክትመርሕ፡ ኣብ ማህደርና ዝተባህለ ናይ ዩቱብ ቻነል ንዝቐርብ ዝነበረ መደብ Eritrean Got Talent ዝኸታተል ዝነበረ ሰብ ኣዳላዊትን ኣቕራቢትን ዀይና ክትርአ፡ ኣገልግሎት ተሌቭዥን ኤርትራ ዝከታተል ሰብ ድማ፡ ‘ዋልታ’ ኣብ ዝብሃል ናይ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ መደብ ተቕርብ ጋዜጠኛ ኰይና ክትሰርሕ ስለ ትርእይዋ፡ መብዛሕትኹም ከም ትፈልጥዋ ፍሉጥ’ዩ ኢለ እሓስብ።  ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ገለ-ገለ ሰባት ብዛዕባ መንእሰይ ፍርቱና ክፍላይ ኣብ ዝተፈላለየ ማሕበራዊ መራኸብታት፡ ሓበሬታት ዘርጊሖም ምንባሮም እዝከር።ቀንዲ ትሕዝቶ ኣቲ ሓበሬታ መንእሰይ ፍርቱና ክፍላይ፡ ኣብ ኣስመራ ብዘይተፈለጠ ምኽንያት፡ ኣብ ቀይዲ ምህላዋ ዝሕብር ነይሩ።  ፎርቱና፡ ከም ዝዀነ ሰብ፡ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኣብ ቀይዲ ክትኣቱ ትኽእል ሰብ እኴ እንተዀነት፡ ፍልጥትን ብዓቕማ ድማ ዝና ዘለዋ ሰብ ብምዀና፡ መዛረቢ ተጠቐምቲ ማሕበራዊ መራኸብታትን ዓማዊሎምን ክትኸውን ግን ባህርያዊ እዩ። ብወገነይ እቲ ብዛዕባ ፎርቱና ዝቐረበ ናይ ማእሰርቲ ዜና ምስ ኣንበብክዎን ምስ ሰማዕክዎን፡ “እንታይ ኰን ጌራ ትኸውን፧” ናብ ዝብል መደምደምታ ቅድሚ ምስጋረይ፡ ከም ኣብዚ ኣብ ማሕበራዊ መራኸብታት ዝነጥፍ ሰብ፡ ናይ ብሓቂ እዚ ዝብሃል ዘሎ ዜና ቅኑዕ ድዩ ዋላ ኣይኰነን፧ ክብል፡ ኣብ ኣስመራ ናብ ዝርከቡ መሳርሕታ  ዝበልክዎ ዝፈልጦም ሰባት ክሓትት እየ መሪጸ።ብርግጽ  ንፎርቱና ብቀጥታ ክሓታ ዝግባእ እኴ እንተ ነበረ፡ ኣብ ኣስመራ ፍሉይ ቦታ ቃኘው ኣብ ቤት ጽሕፈት መኰነን ሓበሬታን ጐስጓስን ሚኒስተሪ ምክልኻል ኣባል ሃገራዊ ኣገልግሎት ኰይና ትሰርሕ ከም ዘላ ምስ ሓበሩኒ፡ ነዚ ቅልል ዝበለ ነገር ንምጽራይ፡ ደዊለ ከዘራርባ ኣይመረጸኹን።ምኽንያቱ፡ ዝዀነ ምፍላጥ ዘይብልናን ኣብቲ ሓበሬታ ምሃብ ልሙድ ዘይኰነ ሃገርን እናሃለወት፡ ንዓኣ ኣዘራሪበ ናብዚ ምቕራብ፡ ምስቲ ፍልጥቲ ሰብ ምዀና ናብ ዘይተደለየ መንቖራቚሮ ክእትዋ ቅኑዕ ኰይኑ ኣይረኸብክዎን።  ስሙ ክጥቀስ ዘይደለየ፡ ሓደ ኣብ መኰነን ሓበሬታን ጎስጓስን ሚኒ/ምክልኻል ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝፍጽም ዘሎ መሳርሕታ ብዝሃበኒ ሓበሬታ መሰረት፡ ሎሚ ረቡዕ 22 ጥሪ 2025 ኣብ ቦታ ስራሕ ከም ዝረኸባን፡ ኩሉ ግዜ ድማ ከም ዝረኽባን ድሕሪ ምሕባር፡ እዚ ዝብሃል ዘሎ ሕማቕ ፋል፡ ኣብ ባይታ ዘየሎ ጉጉይ ሓበሬታ ምዀኑ ሓቢሩኒ።ንሱ ብተወሳኺ፡ ፎርቱና ኣብ ናይ ውልቃ መደባት ንግዚኡ ትሰርሕ ዘይምህላዋ ዘንቐሎ ምጥርጣር ምኽንያት ክኸውን ከም ዝኽእል ብምእማት፡ እዚ ዝብሃል ዘሎ ነገር ግን ፍጹም ኣብ ዝዀነ እዋን ዘየጋጠመ ምዀኑ የረጋግጽ። ኣብ ሽወደን ብቐረባ ይፈልጣ ናብ ዝበልክዎ ካልእ ዘመዳ እውን ደዊለ ኣብ ዝሓተትክሉ ድማ፡ ቅድሚ ሰሙን እዚ ሓበሬታ ምስ ኣንበበ ደዊሉ ከም ዝረኸባ፡ ክሕብረኒ እንከሎ፡ ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ‘ዋልታ’ ዝተባህለ ብመኰነን ሓበሬታን ጎስጐስን ሚኒስትሪ ምክልኻል ዝቐርብ መደብ፡ ናይ 2025 ዘቕረበቶ መደብ እናቕረበት ዘረጋግጽ ጥብቖ ድማ ኣተሓሒዙ ልኢኽለይ።https://www.youtube.com/watch?v=7qbHSUOUm6Y (ስእሊ ኣብ ታሕቲ ተመልከት።) መደምደምታ… ብዛዕባ ዝተኣሰሩ ገዲፍና፡ ብዛዕባ ዘይተኣሰሩ ክንዛረብን ክንጽሕፍን ጽዓትናን ግዜናን ምጥፍኡ ከይኣክል፡ ሓሶት ከም ባህሊ፡ ተባህለ ድማ ከም ስራሕ ንለማመዶ ስለ ዘለና፡ ብዛዕባ ሓደ ነገር ቅድሚ ምጽሓፍናን ምዝራብናን፡ ኣጥልል ኣቢልና እንተነጻርዪ፡ ከም ሕብረተሰብ ብዙሕ መትረፍና።ዘይቅኑዕ ሓበሬታ፡ ካብ ዝህበኻ ግዝያዊ ጥቕሚ፡ ዝፈጥሮ ዕንወት ስለ ዝዓቢ፡ ንእግረ መንገድና ኣብ ምውጋዱ ክንሰርሕ እላቦ።ዕላማ ጽሑፈይ፡ ንኻልኦት ንምኽሳስ ዘይኰነ፡ ኮነ ኢልካ ጌጋ ሓበሬታ ብምሃብ፡ ኣብ ዕንክሊል ክንቕኒ ዝደልዩና ኣካላት ስለ ዘለዉ፡ ብውሕዱ ካብ ውሽጢ ዓዲ ንዝመጽኡ ሓበሬታ ቅድሚ ምዝርጋሕና፡ ብዝተፈላለየ ማእዝን ኣጥሊልና ክንጽሕፍን ክንዛረብን ይምረጽ።ሰሰናዩ! ምንጪ ስእሊ፡ ካብ መደብ ዋልታን ካብ ፈይስቡክን መ/ም፡ ዮሴፍ ወርቀ ሽወደን

About