@adulis.media: ###eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesh#eritreanshow#eritreancomedy#tigraytiktok#eritreantiktok

adulis media
adulis media
Open In TikTok:
Region: CA
Saturday 25 October 2025 13:44:27 GMT
87331
3904
255
181

Music

Download

Comments

user473390423087
ሚኪ ጎሚስታ ካራ ማራቨ(ኣሲ) :
ርእሳ ዘይሰብርዎ
2025-10-25 23:39:26
1
bless_143_
Bless :
ከማይ ዝነብዐ ኣሎ'ዶ
2025-10-25 20:12:59
64
hagiimartii3
MAYA :
Tay gebrtkum ktetsleu tay aynet prank eyu
2025-10-26 12:31:02
0
feqriseb6346
Freedom :
ራኪ ጅግና እንቃዕ ናትና ኮንኪ ንዓኺ ዘዕበየት ዓባይኪ ጅግና ዕድመ ይሃብክን ራኪ ዋዕሮ ኢርትራዊት አንበሲት ግን ምሳኺ ብኽያተይ ሙቅፃር ሲኢነ ሹከር 🙏🙏🥰🥰🥰❤❤❤
2025-10-25 18:27:52
34
bere201801
መሰታ ቀዳሞት :
እዚ ፕራንክ ምሳና ኣይከይድን ዩ ብስምዒት ሰብ ኣይትላገጹ። ሂወት ንባዕላ ፕራንክ ኮይናትና ላ። ዛ ሓብተይ ግን መግለጺ ስኢነላ🥰👌
2025-10-25 18:41:14
74
massawa942
Massawa :
ፕራንክ ኣብ ኤርትራ ኣይሰርሕንዩ በቃ ኣኸለ ግደፍዎ ኣየጸብቐልኩምንዩ።
2025-10-25 16:43:45
33
user4425367030633
Meresa H/selassie (Mercy) :
ከምዛ ጅግና ጓል እዚኣ ንክብረን ዝነብራ 10 ተዝህልዋ ክንደይ ምፀበቀ ነይሩ❤❤❤🙏
2025-10-26 06:20:06
5
tsla27
user8024492989760 :
ኣነ ምሳኣ ነቢዐ 👌👑
2025-10-25 16:22:17
39
aster.michael0
Aster Michael :
ስብ ስጋብ ከምዚ ዝከውን 😂😂😂 ኣቅምኩም ፍለጡ
2025-10-26 12:42:11
1
yoniii.b.n.d
Y.o.n.i.B.N.D💙💙💙 :
ኣታ እዚ ህዝቢ ዘይትገድፍዎ ካልእ ስቃዮ ዘይኣኽሎ😏
2025-10-25 17:55:40
35
user377707807349464
seraye adey swunwano :
ክላ ኢንታይ ፕራንክ ክትገብሩ ንስኹም በጻብጽ ይብሃል ኢልኩም ጓሓፋት
2025-10-25 20:43:33
0
yofaluas
senu tes :
ውሽጢ ልበይ ሰቢራትኒ ኡፍ ኣቱም ሰባት ሰብ ኣብ ውሽጡ ክንደይ ጋህሪ ኣለዉ ንምንታይ ግን ዘየንብብዎ ሓፍተይ💔
2025-10-25 17:26:04
18
amar04139
AMAR🇪🇷🇺🇬🇸🇴🇸🇩🇸🇸 :
ንምንታይ ግን ንሰብ ብሞራሉን ትዕግስቱን ዝፋታተንዎ😭😭😭😭😭😭😭 ሰነፋት
2025-10-25 19:38:15
9
daymed43
daymend 380 :
ማራ ንብዓተይ ምቁፅርራ ኣብዩኒ ስብኣይኪ ግን ተዓዲሉ
2025-10-26 09:01:15
2
user25047578476523
ኣልመዳዊ ሳሕላዊ ቢናዓምራዊ :
እዚ ፕራንክ ግን እዞም ከብዶም ዝጸገቡ ጥራይ ዘይትገድፍዎ 2000 ዕርቡን ሂብካኒ 1000 እንካ ክትብል ከላ ሰብ ስኑ ተሳሓቀ ብናብራ ሕሰም ህዝብና ጣጡኡ ከፉእዎ ኣሎ 😭😭
2025-10-26 01:17:34
4
grande19912
One way :
ከመይ ደቂ በጻብጽ ኢዮም 👈 ን ሰብ ክንድዚ ትፍቱኑ ዲኻ
2025-10-26 07:46:23
2
yehwateina
bmsgana.mnbar.jemire 🙏 :
ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ግደፍዎ ንዮ በልዎ! ጽቡቕ ኣይኮነን ዋእ እንታይ እዩ መኽሰቡ!
2025-10-26 07:23:38
1
petros_abraham
Hustler :
ፕራንክ ኢልኩም የሕዋትና ባህልና መንነትና ሃይማኖትና ከተሕስሩ:: አቶም ኣብኣ ዘለዉ ኩሎም ኣቃልዕዎም!!
2025-10-26 05:13:10
2
bratinos197
Nguse ወዲ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሰማእት 23 :
ዮርኪ ሓፍተይይ ንብዓትኪ እግዝኣብሔር ይሓንስሰልኪ ! እንተ ንስኩም ግን መዓትልኩም ተጽበይ ረሰሓት ግጽኩም ትርሓቅ
2025-10-26 12:19:25
0
samitsegaye90
samitsegaye90 :
ኣበይ ተረኺባ ከምዚ ዓይነት ጓል ሄዋን ተኹርዕ ብሓቂ
2025-10-26 08:53:28
1
lina.eilyas
Lina Eilyas :
እዚ ሎሚ ጊዜ ሰብ መሪርዎ እዩ ዘሎ ብውሽጡ ኣሕዚናትኒ ደናቁር እዮም
2025-10-26 05:49:46
1
dj.kb2
Dj KB :
ጋል ምንባዕ ጅግንነት ኣይኮነን ብሮ
2025-10-26 06:54:44
0
love.is.very.good90
love is very good :
ብዕልግና ኢዩ ዚ ሰብ ካልኡ ዘይኣኽሎ ነተን ዝለመድኩመን ከሙኡ ዘይተስሩሑወን ቡዑሉጋት😭
2025-10-25 18:34:13
5
wetruadey
ገበል ኪንግ 🇪🇷🇪🇷🇩🇪 :
ብኡነት ኣንብክና ጅግና ዋዕሮ ከማኪ እየን ደቂ ትግርና
2025-10-26 00:42:28
1
user6025749296813
ሕቅቅቲ ጓል ሃይለ :
ማዓረኪ ምሰ ክብራ ዘትወዳደር💋
2025-10-25 20:47:23
8
To see more videos from user @adulis.media, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About