@3zy4bk2la0: #ዕላል_ክልተ_ፍቁራት🫵🏾🫰🏻Part 1❤️ ኣነ 👸...ከመይ ሓዲርካ ፍቅረይ🫱🏾‍🫲🏻🫂 ንሱ 🤴...ኣምላክ ይመስገን ከመይ ሓዲርኪ ናተይ🫰🏿 ኣነ 👸...ኣምላክ ይመስገን ናፊቀካ ብቻ ፅባቀይ🤌🏿 ንሱ 🤴...ኣነ ከማን ናፊቀኪ ህያበይ👸 ኣነ 👸...ታማ ደቂስካ ዲካ ዓለመይ🌎 ንሱ 🤴...ኖኖ ተላዒለስ ፃሓይ☀️ይፅሎ ኣለኩ ፅብቅተይ ንስክስ ታይ ናገበርኪ እዪ❤️‍🩹 ንሳ 👸...ታይ ዝበልዎ ኣገጣሚ እዪ ኣነ ለ ተላዒለስ ፃሓይ ይፅሎ ኣለኩ መክሰበይ🤴 ንሱ 🤴...wow ፅቡቅ እምበር ርሕቀት ቦታ እዪ ፈላልዪና እምበር ልብና ዳኣ ሓንቲ እኮ እየን መቀረተይ🥰 ንሳ 👸...እወ ናተይ ግን እቲ ርሕቀት ቦታ እውን ኣብ ቀረባ ግዜ ክንስዕሮ ኢና ብሓይሊ ኣምላክ👏🏿 ንሱ 🤴...ንመን ኢልዎ ንግስተይ👸ተራኪብናስ ስደትና ኣሕፂሩ መረት ዓድና ንምርጋፅ የብቀዐና ሓቢርና ቤተክርስትያን ንከደሉ ማዓልቲ የምፀአልና ባዕሉ ፈጣሪ🙏🏻 ንሳ 👸...wow ናተይ ምካንካስ ክንደይ ዕድለኛ እየ ንጉሰይ🤴ኣሜን👏እስቲ ፈጣሪ ይሓግዘና እምበር ዘይስገር ብድሆታት የለይ እጃመይ🤌🏿 ንሱ 🤴...እወ ፈጣሪ ሒዝካ ኩሉ ቀሊል እዪ👏ኣነ እምበር ዕድለኛ ከማኪ ዝበለት ፈቃር ሄዋን ምርካበይ ንኣምላኬይ የመስግኖ ድምቅተይ🫂🫶🏿 ንሳ 👸...ካብ በልካስ የቀንየለይ ናተይ❤ዋይ ረሲዐዮ ካኣ ስራሕ ሳዓትካ እኮ ኣኪሉ ዓለመይ🌎 ንሱ 🤴...እሺ ንእሽተይ ከዘናግዐኪ ኢለ እየ እምበር ዓለመይ🌎ዝኮነ ነገር ክነግረኪ ደልየስ ግን ከይረፍደኒ ካብ ኩሉ እቲ ዓሞይ ምርፋድ ኣይፈቱን😏እሞ ክከዶ❤️ ንሳ 👸...ፀገም የለይ ህያበይ ኣነለ ብሰንከይ ክትውቀስ ኣይደልን ስራሕካ እቶ እሞ ኣነ ዳኣ ኣለኩ ዘይ ኩሉ ግዜ ናትካ እየ ፅባሕ ክትነግረኒ ፍቅረይ🫶🏿🫰🏻 ንሱ 🤴...ይኣምነለይ እዪ ንግስተይ👸በቃ በሊ ዳሓን ዋዓሊ እሞ ፅባሕ ክነግረኪ እየ l love You ፍቅረይ🫶🏿🫂 ንሳ 👸...እሺ ብሩክ ማዓልቲ ፍቅረይ ሚ too🫂🫶🏿 #Part 2 ይቅፅል.........❤️ደሞ ሕቡሸይ ሓሳዳት ምስ ክልተ ሰለስተ ኣይትጀናጀኑ ዋ እቲ ንልብኩም ዝመስል ሓደ ሰብ መሪፅኩም ተፈቀሩ ተኣማመኑ ፍቅሪ እዪ ጥዑም🙏🏻❤️‍🩹 📗✍🏿ፃሓፊት Frey Hafti ደላይት ፍቅሪ🤌🏿 🫂🫶🏿 #followerseveryone

✅️🫶❤️𝗟𝗼𝘃𝗲💖❤️‍🩹
✅️🫶❤️𝗟𝗼𝘃𝗲💖❤️‍🩹
Open In TikTok:
Region: KE
Thursday 14 May 2026 23:19:36 GMT
20098
1040
25
270

Music

Download

Comments

mybby609
ስውር ቅኔ🫂🫶🏾 :
እዛ ፅሕፍቲ ናተይ እያ🥹🤌🏼🫂ግን ተፈቲካያ ዳኣ ታይ ኮንኳ Follow ለይበልካኒ ሓሊፍካ🥺🤣ኣረ Follow በሉኒ🤲
2026-05-23 18:23:47
1
sami.aberhely
wedi...gash...🇳🇱 :
ik
2026-05-15 10:14:18
0
zaydbdhdhbd
ዚጋዓዝ ተስፋ ኣለኒይ ካብ እግዚአብሔር🧕☦️🔐 :
ኣነ🥹😔❤️‍🩹
2026-05-15 07:34:46
0
mytdf27
𝐒𝐞𝐧𝐢 ብፂት ጀጋኑ💪💊 :
ኦህ
2026-05-15 15:00:28
1
yorda4602
𝐘𝐨𝐫𝐚𝐝💥✌️ :
@✨️sara ነኝ የ Daisyእህት A🤴🦅👸🌼 🙏💗
2026-05-20 23:33:31
0
user4413715439394
ኣምላክይ🙏✝️(5) :
@➣ፅልልቲ ብስድራኣ✝️👸🦅❤️‍🩹 ነዕይ
2026-05-15 10:32:14
0
aahdfu
➣ዕያል 𝑚𝑎𝑛𝑡𝑎ሜሪⓂ💋🦋 :
👏👑💋🥺
2026-05-17 16:04:37
1
user3444637669631
𝐤𝐨𝐤𝐢 𝐲𝐰𝐚𝐡 𝐥𝐢𝐛𝐚💫🤍 :
🥹❤️🤌
2026-05-15 09:17:14
0
thegugb
Tigi :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-05-16 14:16:26
0
shiretseada2
ደጀን :
🥰🥰🥰🥰
2026-05-16 19:51:14
0
habenhaben71
habenhaben71 :
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🐰
2026-05-16 19:53:26
0
ruftalem12345
selu fqr :
🥰🥰🥰
2026-05-15 18:50:42
0
tekleweyniftwiftw91
Tekleweyni ወዲ ሕቱን best ❤️CR7 :
😇🙏🙏
2026-05-15 09:26:08
0
filmon.gebrebrhan
phili falla :
🙏🙏🙏
2026-05-15 05:47:58
0
tesfakiros213
l want you :
🥰🥰🥰
2026-05-15 09:08:02
0
user41713551654226
ሻሹ ገብረ :
🥰🥰
2026-05-15 07:25:35
0
tesfalemtewelde34
alem xewar :
🥰🥰🥰🥰
2026-05-15 06:54:21
0
mizu212112
የሰበያ ልጅ💜 :
🥹♥️
2026-05-16 11:12:49
0
yoni.yoniyy
feqar nekulu seb🤝 :
❤️❤️
2026-05-29 22:03:57
0
To see more videos from user @3zy4bk2la0, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About