@saia_vogue: ✨ Outfit Luxury ✨ keep calm … questo MUST HAVE è introvabile !!! Solo pochissimi pezzi 👑#viral #voliamoneiperte #streetwear #slowfashion

Saia Vogue
Saia Vogue
Open In TikTok:
Region: IT
Thursday 16 October 2025 11:46:05 GMT
1040
13
0
2

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @saia_vogue, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ክንፈይ ከምዝነበረት፣ መብራህቲ ጸልማት ህይወተይ ከምዝነበረት ንገርዋ። እስትንፋሰይ ኣብ እስትንፋሳ ተኣሲሩ፣ ልበይ ኣብ ዜማ ልባ ተሰኒዑ ይምርሽ ከምዝነበረ ኣዘኻኽርዋ። ንሳ ኣብ ጎነይ ከላ፣ ንፋስ እኳ ክትንክፈኒ ኣይደፍርን'ዩ ነይሩ። ዓለመይ ኣብ መዓሙቕ ዓይና ተሰሪቱ፣ ሓጎሰይ ኣብ ፍሽኽታኣ ተነዲቑ ነበረ።  ግን እቲ ዝኣመንክዎ ዓለም ፈሪሱኒ። እቲ ዝተነድቀ ሓጎስ መሬት ወሪዱ። እታ ዝፈተኹዋ ንግስቲ ልበይ፣ ንልበይ ብዘይካ ኲናት ወሪራቶ። ብዘይካ ሰይፊ ሸሊሓቶ። ብዘይካ ሓዊ ኣንዲዳቶ። እቲ ዝኸፍአ ድማ፣ እዚ ኹሉ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ፣ ኣብቲ ዝኣምና ዝነበርኩሉ እዋን ክፍጸም ከሎ'ዩ።  ስለምንታይ? እዛ ሓንቲ ሕቶ'ዚኣ መዓልታዊ ኣብ ኣእምሮይ ትመላለስ። እንታይ ይጎድለኒ? ፍቕሪዶ ወላ ኣነ? ወይስ ንፍቕሪ ክትቅበሊ ልብኺ ኣይረዓመን?  ሕጂ'ውን እንተኾነ፣ ነቲ ዝገበርክዮ እናሓሰብኩ፣ ልበይ ብሕርቃንን ሓዘንን ይነድድ። ግን ኣብ ውሽጢ እቲ ሓመድ ሕርቃን፣ ፍቕርኺ ገና ከም ፍሕም እሳት ብልጭ ትብል ኣላ። ነዚ ክፉእ ስምዒት'ዚ ክጻወሮ ኣይከኣልኩን። ንዓኺ ምጽላእ እናኣበየኒ፣ ምፍቃረይ ንዓኺ ድማ የሳቕየኒ።  ኣካል ነፍሰይ'ኳ እንተኾንኪ፣ ካብዚ ንላዕሊ ክትቅጽሊ ግን ኣይትኽእልን ኢኺ። ክትከዲ ኢኺ። ኣነ ድማ በይነይ ምስ ዝኽርታትናን ምስ'ዚ ዘይጠዓየ ስምብራትን ክነብር እየ።  ደሓን ኩኒ፣ ናይ ቀደም ፍቕረይ። ©✍️ミ 𝐄𝐫𝐢𝐒𝐤𝐲𝐕𝐢𝐛𝐞𝐬✞ 彡🇪🇷 #ኤርትራ_ን_ኤርትራዊያን_ብ_ኤርትራዉያን🇪🇷🇪🇷🇪🇷 #ካብ_ኤርትራ_ዘውለድ_ኣይጭዋን🇪🇷 #ኤርትራ_ንዘልኣለም_ትስሓቅ🇪🇷 #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #ትግራይ🇻🇳

About